Category: ሃገራዊ ዜና

1 84 85 86 87 88 214 860 / 2137
‘ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝበሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ’ዩ።’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝበሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ’ዩ።’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 18 August 2022 ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝብሎ ዘሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ 'ዩ ክብል ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ። ዶ/ር ቴድሮስ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጥሜት ዝውዕል 23 ሽሕ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መረክብ ካብ ዩክሬይን ተበጊሳ

ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጥሜት ዝውዕል 23 ሽሕ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መረክብ ካብ ዩክሬይን ተበጊሳ

Radio Erena: 16 August 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኵናትን ደርቂን ተኸሲቱ ንዘሎ ከቢድ ናይ ጥሜት ሓደጋ ንምምካት ዝዓለመ ምዃኑ ዝተሓበረ፣ ኣስታት 23 ሽሕ ቶን ናይ ረዲኤት እኽሊ ዝጸዓነት መርከብ፣ ብ16 ነሓ [...]
ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

Radio Erena: 15 August 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባታትን ሶማል፣ መጥቃዕታት ኣብ ምክያድ ኣብ ዝርከቡ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 3 ዓመታት ዓስኪሮም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደ [...]
ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ

ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ

Radio Erena: 14 August 2022 ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ህላዌ ኣብ እተስፍሓሉ ዘላ እዋን፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ። ምኽትል ኣዛዚ ባሕርያ ኢራን፣ ኣድሚራል ሙስጦፋ ታጀዲ [...]
ዕለታዊ ዜና

ዕለታዊ ዜና

Radio Erena: 12 August 2022 https://www.youtube.com/watch?v=Tn0GtdJp2ds [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

Radio Erena: 11 August 2022 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ 2020 ዝተበጽሐ ስምምዕ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከተግብሮ እንተዘይጀሚሩ፣ ብናዚሪ ዝፍለጥ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ርእሰ ውሳኔ እቲ ዞባ ክእ [...]
ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት ካብ ቀረጸ ናጻ ክትገብሮ’ያ

ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት ካብ ቀረጸ ናጻ ክትገብሮ’ያ

Radio Erena: 10 August 2022 ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት፣ ብዜሮ ታሪፍ ወይ ድማ ካብ ናይ ሰደድ ቀረጽ ናጻ ክትገብሮ'ያ። ሚኒስትሪ ፋይናንስ እት እታ ሃገ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ናይ ጎረባብቲ  ዑደት ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕዩ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ናይ ጎረባብቲ ዑደት ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕዩ

Radio Erena: 08 August 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ብኤርትራ ዝጀመሮ ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት ብምቕጻል፣ 9 ነሓሰ ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደቱ፣ ም [...]
‘ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ የለን።’ ፕረዚደንት ዩክሬይን

‘ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ የለን።’ ፕረዚደንት ዩክሬይን

Radio Erena: 08 August 2022 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ ከምዘየለ፣ ፕረዚደንት ዩክሬይን፣ ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ። ንሱ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዝተፈላለያ ሜድያታት እዛ ኣህጉር፣ ብመርበብ [...]
1 84 85 86 87 88 214 860 / 2137