Category: ሃገራዊ ዜና

1 82 83 84 85 86 182 840 / 1818
ጂቡቲ፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ንዝፍጸም ተጻባኢ ምትእትታው ኣፍደገ ከምዘይትኸውን ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኣፍሊጡ

ጂቡቲ፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ንዝፍጸም ተጻባኢ ምትእትታው ኣፍደገ ከምዘይትኸውን ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 November 2021 ጂቡቲ፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ንዝፍጸም ተጻባኢ ምትእትታው ኣፍደገ ከምዘይትኸውን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዘፍለጠ፣ [...]
ኤርትውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ መሮር ቀዳማት ኮይኖም ተዓዊቶም

ኤርትውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ መሮር ቀዳማት ኮይኖም ተዓዊቶም

Radio Erena: 14 November 2021 ኤርትራውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ሎሚ ሰንበት 14 ሕዳር ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ መበል 17 ውድድር ጉያ መሮር ኣታፕዌርካ ንመቐዳድምቶም ብምብ [...]
ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ወትሃደራዊን ቁጠባውን እገዳታት ዘንበረት ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ዝተረረ እገዳ ከተንብር ከምእትኽእል ተገሊጹ

ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ወትሃደራዊን ቁጠባውን እገዳታት ዘንበረት ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ዝተረረ እገዳ ከተንብር ከምእትኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 14 November 2021 ኣብ ልዕሊ ህግደፍን ወትሃደራዊን ቁጠባውን መሓውራቱን እገዳ ዘንበረት ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይ'ውን ተወሳኺ እገዳታት ከተንብር ከምእትኽእል ዲፕሎማ [...]
‘ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 14 November 2021 ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ ክብል ገሊጹ። ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ‘እቲ መግብን መድሃኒትን ብሜላ ና [...]
ኤርትራዊት ኢንተርናሽናል ዳኛ ሱዛን ሰመረ፣ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሴካፋ፡ “ብልጽቲ ዳኛ” ተባሂላ ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

ኤርትራዊት ኢንተርናሽናል ዳኛ ሱዛን ሰመረ፣ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሴካፋ፡ “ብልጽቲ ዳኛ” ተባሂላ ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

Radio Erena: 10 November 2021 ኤርትራዊት ኢንተርናሽናል ዳኛ ሱዛን ሰመረ፡ ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ 9 ሕዳር ኣብ ንጀሩ ኡጋንዳ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሃገ [...]
‘ኮማንዶ’ ምዃኖም ዝተገልጹ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ናብ ዓሰብ ክዓልባ ቀንየን

‘ኮማንዶ’ ምዃኖም ዝተገልጹ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ናብ ዓሰብ ክዓልባ ቀንየን

Radio Erena: 10 November 2021 ኮማንዶ ምዃኖም ዝተገልጹ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ናብ ዓሰብ ክዓልባ ከምዝቐንያ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። ተልእኾ ናይቶም፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብሽዱሽተ ናይ መጓ [...]
መላእ ኤርትራ፣ ናብ ዳግማይ ጸልማት ተመሊሱ

መላእ ኤርትራ፣ ናብ ዳግማይ ጸልማት ተመሊሱ

Radio Erena: 09 November 2021 ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ኤርትራ፣ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተራእየ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ዝቐጸለ፣ ምቁራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ብተዛማዲ ተፈቲሑ እኳ እንተነበረ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ዝነበሮ [...]
ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት፣ በብእዋኑ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንምስታፍ ዝወጹ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም

ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት፣ በብእዋኑ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንምስታፍ ዝወጹ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም

Radio Erena: 09 November 2021 ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ሴካፋ ንምስታፍ ካብ 2006 ክሳብ ዝሓለፈ ሰሙን ናይ 2021 በብእውኑ ዝወጹ ብውሕዱ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዑቕባ ንምሕ [...]
ኤርትራዊት ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴት ኪዳነ፡ ኣብ ልምምድ እንከላ ብዘጓነፋ ሓደጋ መኪና ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።

ኤርትራዊት ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴት ኪዳነ፡ ኣብ ልምምድ እንከላ ብዘጓነፋ ሓደጋ መኪና ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።

Radio Erena: 09 November 2021 ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴት ኪዳነ፡ ትማሊ ሰኑይ 8 ሕዳር 2021 ብዘጓነፋ ሓደጋ መኪና ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ። ብ10 ጥቅምቲ 2000 ዓመተ ምሕረት ዝተወልደት [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ሓይሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ሓይሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 November 2021 ዕጡቓት ጉሙዝ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ዝርከብ ዞባ መተከል ብዘካየድዎ መጥቃዕታት ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር ንነበርቲ እቲ ከባቢ ብም [...]
1 82 83 84 85 86 182 840 / 1818