Category: ሃገራዊ ዜና

1 78 79 80 81 82 184 800 / 1839
ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ፣ ብከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገም ንዝተጠቕዑ ኣሽሓት ስድራቤታት ናይ መግቢ ረዲኤት ተዓዲሉ

ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ፣ ብከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገም ንዝተጠቕዑ ኣሽሓት ስድራቤታት ናይ መግቢ ረዲኤት ተዓዲሉ

Radio Erena: 11 January 2022 ኣብ ኤርትራ፣ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናኸፍአ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ኣብ ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ዝርከባ ሓያሎ ቁሸታት ዝነበ [...]
ሰራዊት ኤርትራ ብወገን ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኣፈኛ ህወሓት ገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ ብወገን ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኣፈኛ ህወሓት ገሊጹ

Radio Erena: 11 January 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ብወገን ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ፣ ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ገሊጹ። እቲ ብሰንበት 09 ጥሪ [...]
ው.ሕ.ሃ.፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

ው.ሕ.ሃ.፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

Radio Erena: 09 January 2022 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
‘ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማይዓይኒ ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም።’ UNHCR

‘ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማይዓይኒ ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም።’ UNHCR

Radio Erena: 07 January 2022 ነፈርቲ ውግኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ፣ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብረቡዕ፣ 05 ጥሪ ዝተኻየደ [...]
ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 07 January 2022 ቻይና፣ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ኩነታት ብቀረባ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ ምዃና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ [...]
ሱዳን፣  መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

ሱዳን፣ መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

Radio Erena: 06 January 2022 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብቲ ተደጋጋሚ ግጭታት ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓባራዊ ሰራዊት ንምቛም ኣብ ዝብል ዛዕባ ከምዝተዘያ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብረቡዕ 05 ጥ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 05 January 2022 ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ስራሕ፣ መዝነቱ ክሓድግ ምዃኑ ሮይተርስ ሓቢሩ። [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

Radio Erena: 05 January 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይን ፖለቲካው መዕለቢ ክርከበሉ ኣብ ዘሎ ተኽእሎታትን ብዝምልከት ንምምይያጥ፣ ጽባሕ ሓሙስ 6 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣ [...]
Somalia Enters the New Year with Worries and Fear

Somalia Enters the New Year with Worries and Fear

Radio Erena: 05 January 2022 Somalia is scarcely a newsmaker except for the grim news of a terrorist attack here or a tribal fight there. Worse [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ከካይድ’ዩ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 03 January 2022 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋንግ ዪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ናብ ካብ ጽባሕ 4 ጥሪ ጀሚሩ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ምዃኑ ቤት ጽሕፈቱ [...]
1 78 79 80 81 82 184 800 / 1839