Category: ሃገራዊ ዜና

1 79 80 81 82 83 182 810 / 1818
ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን፡ ተሸላሚ ብሩር ሜዳልያ ኮይኑ

ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን፡ ተሸላሚ ብሩር ሜዳልያ ኮይኑ

Radio Erena: 12 December 2021 ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም (ወዲ ሓኪም)፡ ሎሚ ሰንበት12 ታሕሳስ፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ጉያ እግሪ ዙሪክ ማራቶን ማላጋ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ተሸላሚ [...]
ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ

ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ

Radio Erena: 12 December 2021 ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽጎ ከምዘላ ተገሊጹ። ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ ሕማማት ኣፍሪቃ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ [...]
Sudan: The Return of Alkaizan

Sudan: The Return of Alkaizan

Radio Erena: 10 December 2021 By Fathi Osman It is an open secret that Alkaizan are preparing for a forceful return to power in Khartoum. “K [...]
‘ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 293 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።’  CPJ

‘ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 293 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።’ CPJ

Radio Erena: 10 December 2021 2021፣ ብደረጃ ዓለም ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝተኣስርላ ዓመት'ያ ክብል ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ፣ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ9 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ

ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 10 December 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣቐዲሙ ብዝኣተዎ መብጽዓ መሰረት፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ [...]
‘ልዕልና ሕጊ ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ኣሎ’

‘ልዕልና ሕጊ ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ኣሎ’

Radio Erena: 09 December 2021 ዜጋታት በብዝተኣስርዎ ኣብ ዝጠፍኡላ ኤርትራ፣ መንግስቲ ድማ ብዘይገደብ ስልጣን፣ ልዕሊ ሕጊ ኮይኑ ኣብ ዘመሓድራ ዘሎ ሃገር፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ምህላዉ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ [...]
ወራስ ዓራት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ

ወራስ ዓራት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 07 December 2021 ወራሲ ዓራትን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ። ዑደቱ ብ6 ታሕሳስ፣ ብዖማን ዝጀመረ መሓ [...]
‘ኤርትራ ናብ ትግራይ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ክመሓላልፍ ወደባታ ኣይዓጸወትን’ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዲሲ

‘ኤርትራ ናብ ትግራይ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ክመሓላልፍ ወደባታ ኣይዓጸወትን’ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዲሲ

Radio Erena: 05 December 2021 ኤርትራ ናብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ከተመሓላልፍ ወደባታ ኣይኣዓጸወትን ክብል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊጹ። እቲ ኤምባሲ ብኣባል ኮንግረ [...]
ኣስመራ፣ ብሰንኪ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ፋርማሲታት ኣብ መዝሓሊ ዝኸዘንኦ መድሃኒታት ክጉሕፋ ኣገዲዱ

ኣስመራ፣ ብሰንኪ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ፋርማሲታት ኣብ መዝሓሊ ዝኸዘንኦ መድሃኒታት ክጉሕፋ ኣገዲዱ

Radio Erena: 04 December 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቑራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮ ህዝቢ፣ ማሕበራዊ ንጥፈታትን ከም ጥዕና ዝኣመሰለ ትካላትን ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ይርከብ። ሓ [...]
‘ትዊተር ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ።’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪቡ

‘ትዊተር ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ።’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪቡ

Radio Erena: 03 November 2021 ሓደ ካብቶም ናይ ዓለምና ዝዓበየ ማሕበራዊ ሜድያታታት ዝኾነ ትዊተር፣ ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ። እቲ ትካል፣ ኣብ ልዕሊ 'ቶም ንሓይልታት ት [...]
1 79 80 81 82 83 182 810 / 1818