Category: ሃገራዊ ዜና

1 73 74 75 76 77 187 750 / 1862
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኸፍተ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ኩሉ ውድድራት ብምዕዋት፣ 4 ወርቂ ማዳልያታት ሓፊሳ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኸፍተ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ኩሉ ውድድራት ብምዕዋት፣ 4 ወርቂ ማዳልያታት ሓፊሳ

Radio Erena: 23 March 2022 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ 23 መጋቢት፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ኣልሼኽ፡ ብውድድር ክሮኖሜትር ኣብ ዝተኸፍተ መበል 17 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፡ ተዳልዩ ንዝነበረ 4 ወ [...]
ኣስመራ፣  ክካየድ ብዝቐነየ ግፋ፣ ኣብ ቦርቦሬላ ዝተባህለ መዓስከር ተታሒዞም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት ሃዲሞም

ኣስመራ፣ ክካየድ ብዝቐነየ ግፋ፣ ኣብ ቦርቦሬላ ዝተባህለ መዓስከር ተታሒዞም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት ሃዲሞም

Radio Erena: 22 March 2022 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ግፋ ተታሒዞም፣ ኣብ ከባቢ ዓዲ ንፋስ ኣብ ዝርከብ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ቦርቦሬላ ተኣኪቦም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት፣ ብቀዳም 19 መጋ [...]
ኤርትራ፣ ጽባሕ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝጅምር መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ጽባሕ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝጅምር መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 21 March 2022 መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Continental Cycling Championship) ካብ ጽባሕ 22 መጋቢት ክሳብ ዝመጽእ ሰንበት 27 መጋቢት ኣብ [...]
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 21 March 2022 ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና፣ ንፍሉይ ልኡኽ እታ ሃገር ኣብቲ ዞባ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። [...]
ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ

ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ

Radio Erena: 20 March 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ። ጋልፍ ኒውስ ንሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢማራት ዓረብ ብምጥቃስ ብ19 መጋቢት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እቲ [...]
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ዝተበገሱ ኣስታት 70 ሓተቲ ዑቕባ ደሃዮም ጠፍኡ

ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ዝተበገሱ ኣስታት 70 ሓተቲ ዑቕባ ደሃዮም ጠፍኡ

Radio Erena: 18 March 2022 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ዝተበግሱ ኣስታት 70 ሓተቲ ዑቕባ ደሃዮም ከምዝጠፍአ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት – IOM ገሊጹ። እቶም ሓተቲ ዑቕባ፣ ቅድሚ ናብ ኢጣልያ ንምስ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ

ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 17 March 2022 ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ፣ ፈላሚ ዑደቱ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ የካይድ ኣሎ። ዛጊት ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ጂቡቲን በጺሑ ዘሎ እ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይገፉ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይገፉ

Radio Erena: 17 March 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጽዑቕ ግፋ የካይዱ ኣለዉ። እዚ ሰሙኑ ኣቝጺሩ ዘሎ ግፋ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ

ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 15 March 2022 ምስ ኤርትራ ብምዃን ንክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ናብ ዘላ ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ክልኣኸላ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ዝ [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

Radio Erena: 13 March 2022 ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን። ወሃብ ቃል ሰራዊት ግብጺ ጋሪብ ዓብደል-ሓፊዝ ብዕለት 10 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳን ግ [...]
1 73 74 75 76 77 187 750 / 1862