Category: ሃገራዊ ዜና

1 75 76 77 78 79 186 770 / 1854
ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ተረኺባ

ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ተረኺባ

Radio Erena: 23 February 2022 ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ከምዝተረኽበት፣ ፖሊስ’ታ ከተማ ሓቢሩ። ምስታ ግዳይ ኣብ ተመሳሳሊ ህንጻ እትነብር ጎረቤት፣ ምልክታት ደም ብም [...]
ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብ20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ

ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብ20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 22 February 2022 ስእሊ፡ ኣርካይቭስ ኢንተርነት ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብሰንበት 20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ መበል 37 ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ወጺኡ። [...]
ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

Radio Erena: 20 February 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣትዩዎ ንዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ፣ ካብ ኣብ ወተሃደራዊ ሃይሊ ዝያዳ፣ ኣብ ሰላማዊ ዘተ ከተኩር ከምዘለዎ ፈረንሳ ኣተሓሳሲባ። ፕረዚደንት ኢማኑወል ማክሮን፣ ምስ ቀዳ [...]
ሓይልታት ትግራይን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ዓፈርን ኵናት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት፣ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም

ሓይልታት ትግራይን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ዓፈርን ኵናት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት፣ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም

Radio Erena:19 February 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ዓፈር፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ፣ ብ03 ለካቲት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታ [...]
‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’

‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’

Radio Erena: 18 February 2022 ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 17 February 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በጺሖምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ምስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝጽብጸብ፣ ብዙሕ ግፍዕታት ከምዝፈጸሙ፣ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል [...]
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ክወዳደሩ’ ዮም

ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ክወዳደሩ’ ዮም

Radio Erena: 16 February 2022 ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ንኣህጉራውያን ክለባቶም ወኪሎም፣ ዝመጽእ ሰንበት 20 ለካቲት፣ ኣብ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዝኽፈት ውድድር ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ 2022 ክቐዳደሙ እዮም [...]
ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ

ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 16 February 2022 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ሓሙስ 17ን ድሕሪ ጽባሕ ዓርቢ 18ን ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለስ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ኣብ ንግዲ፣ [...]
ወትሃደራዊት መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ተዓሺጋ ከምዝቐነየት ተሓቢሩ

ወትሃደራዊት መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ተዓሺጋ ከምዝቐነየት ተሓቢሩ

Radio Erena: 16 February 2022 ወትሃደራዊት መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ተዓሺጋ ከምዝቐነየት ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እታ መርከብ፣ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊት ና [...]
ኣብ ኤርትራ ዳህሳስ ማዕድን ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ኣልፋ፣ ዘተባብዕ ውጽኢት ምርካቡ ገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዳህሳስ ማዕድን ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ኣልፋ፣ ዘተባብዕ ውጽኢት ምርካቡ ገሊጹ

Radio Erena: 15 February 2022 ኣብ ደቡባዊ ምዕራባዊ ኤርትራ፣ ዳህሳስ ማዕድን ዘካየድ ዘሎ፣ ኣብ ካናዳ ዝመደበሩ ኩባንያ ኣልፋ፣ ዘትባብዕ ውጽኢት ምርካቡ ገሊጹ። እቲ ካብ ጥሪ 2018 ኣትሒዙ ብዝተዋህቦ ፍ [...]
1 75 76 77 78 79 186 770 / 1854