Category: ሃገራዊ ዜና

1 118 119 120 121 122 184 1200 / 1839
ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም

ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም

Radio Erena: 09 February 2021 ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፣ ምስ ዝተፈላለያ ዓበይቲ ክለባት ዓለምና ዝተሓቝፉ ትሽዓተ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ'ዮም። ንኣስ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 February 2021 ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ኣብ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝዘር [...]
ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም

Radio Erena: 08 February 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 60ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። እቶም ዝበዝሑ ደቂተባዕትዮ ዝርከብኦም [...]
ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ

ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ

Radio Erena: 07 February 2021 ግብጺ፣ ሃለዋት’ቶም ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ከምዘሻቐላን ብቕጽበት ክፍትሑን ጸዊዓ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኤርትራዊ መዘንኡ ኣቶ ዑስማ [...]
ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ

ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 05 February 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክስሕብ ጸዊዑ። ምምሕዳር ባይደን፣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ [...]
“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን።”  ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን።” ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ

Radio Erena: 04 February 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን ክብል ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግርይ፣ ዶ/ር ሙሉ ነጋ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ዝሓለፈ ቅንያት፣ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 69 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ዩኒሴፍ ገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣብ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 69 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ዩኒሴፍ ገሊጹ

Radio Erena: 04 February 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ 69,300 ቆልዑ፣ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሰፍ ገሊጹ። ካብቶም ኣብ ኤርትራ ሓገዝ ዝተገብ [...]
Opinion: Our Soldiers across the Border

Opinion: Our Soldiers across the Border

Radio Erena: 02 February 2021 US administration in a strongly worded statement ‘pressed’ Eritrean officials to immediately withdraw forces from [...]
1 118 119 120 121 122 184 1200 / 1839