Category: ሃገራዊ ዜና

1 120 121 122 123 124 185 1220 / 1849
ኣብ ትግራይ፣ ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ

ኣብ ትግራይ፣ ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 02 February 2021 ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝርከባ መዓስከራት ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ። እቲ ኣህጉራዊ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ መሬት ትግራይ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ መሬት ትግራይ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 02 February 2021 መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ መሬት ትግራይ ሰራዊቱ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ። እዚ ኣብ ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን ዝካየድ ዘሎ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ኢትዮጵያ [...]
ኤርትራ፣ ትሕቲ ባዶ ሚእታዊት ዕብየት ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶት (GDP) ኣመዚጊባ

ኤርትራ፣ ትሕቲ ባዶ ሚእታዊት ዕብየት ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶት (GDP) ኣመዚጊባ

Radio Erena: 02 February 2021 ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶት ኤርትራ ወይ GDP ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2020 ናይ ኣሉታ 0.6 ሚእታዊት (-0.6%) ዕብየት ከምዝነበሮ ባንክ ዓለም ኣብ ጥሪ 2021 ኣብ ዝዘርግሖ ጸብ [...]
ኤርትራ፣ ብኣምባሳደራት ሕ.መ.ኣ ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ዝቐረበላ ክሲ ነጺጋ

ኤርትራ፣ ብኣምባሳደራት ሕ.መ.ኣ ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ዝቐረበላ ክሲ ነጺጋ

Radio Erena: 31 January 2021 ኣምባሳደራት ኣመሪካ ንምትእትታው ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንዝሃብዎ መግለጺ፣ ኤርትራ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ። ኤርትራ ብመንገዲ ኤምባሲኣ ኣብ ሕቡራት መንግስታት [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

Radio Erena: 31 January 2021 ፈረንሳ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ብ29 ጥሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ተኣሚኑ

መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ተኣሚኑ

Radio Erena: 28 January 2021 መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊቱ ናብ ኤርትር ከምዝልኣኸ ንመጀመርያ እዋኑ ተኣሚኑ። እቲ መንግስቲ፣ ኣዴታት "ደሃይ ደቕና ኣፍልጠና" ብምባል ድሕሪ ዘካየድኦ ተቓውሞታትን ካብ ህዝቢ ዝወ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ

ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 28 January 2021 ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣትዩ ዘሎ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጸዊዑ። እቲ ክፍሊ ናብ ኣሶሸትድ ፕረስ ኣብ ዝልኣኾ ናይ ኢመይል መልሲ፣ ኣብ ትግራይ ዝምታ [...]
ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን፣ ዝምድንአ ንምሕያል ዘኽእለን ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን፣ ዝምድንአ ንምሕያል ዘኽእለን ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 28 January 2021 ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ዝተመርሐ፣ ክልትኣዊ ዘተ ከምዝተኻየደ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ዓረብ ሓቢሩ። እቲ ኣብ መንጎ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ስዑዳዊ መዘንኡ [...]
1 120 121 122 123 124 185 1220 / 1849