Category: ሃገራዊ ዜና

1 116 117 118 119 120 185 1180 / 1850
UPDATED: ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

UPDATED: ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 04 March 2021 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ልዕሊ 200 ዝተገመቱ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል ጸዊዓ

ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል ጸዊዓ

Radio Erena: 04 March 2021 ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ፣ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል፣ ሚሸል ባሸለት ጸዊዓ። ንሳ፣ ሎሚ ሓሙስ 04 መ [...]
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት ኣኼባ ከካይድ’ዩ

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት ኣኼባ ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 03 March 2021 ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብምትኳር፣ ጽባሕ ሓሙስ 4 መጋቢት፣ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንዲፕሎማሰኛታት ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ኣኼባ፣ [...]
Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance

Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance

Radio Erena: 03 March 2021 The Abiy- Isias alliance formed in the aftermath of the peace deal between the two leaders in summer 2018 has trippe [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ

ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ

Radio Erena: 02 March 2021 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ሰራዊት ኤርትራን ምሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ጸቕጢ ይገብር ከምዘሎ እቲ ክፍሊ ኣ [...]
ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል

Radio Erena: 01 March 2021 https://www.youtube.com/watch?v=xdSXFaUDdCQ&feature=emb_title [...]
‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’  ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ

‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’ ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ

Radio Erena: 28 February 2021 ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክወጹ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ደጊሙ ጸዊዑ። ጸሓፊ እቲ ክፍሊ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብ27 ለካቲት ኣብ ዘውጽ [...]
”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ

”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ

Radio Erena: 28 February 2021 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዶባዊ ግጭት፣ ኤርትራ ኢድ ከምዘየእተወት ገሊጻ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት የማነ ገብረኣብን ናብ ሱዳን ብምኻድ ኣብ ዘ [...]
መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ

መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ

Radio Erena: 28 February 2021 ኣብ ትግራይ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈጸመ ህልቂት ኢሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውጸኦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት  ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ

ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ

Radio Erena: 28 February 2021 ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ ከምዘላ ተገሊጹ። ህዩማን ራይትስ ዎች ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ [...]
1 116 117 118 119 120 185 1180 / 1850