Category: ሃገራዊ ዜና

1 117 118 119 120 121 185 1190 / 1850
ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

Radio Erena: 26 February 2021 https://www.youtube.com/watch?v=99x1QCUGINM&feature=emb_title [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቓሊዑ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቓሊዑ

Radio Erena: 25 February 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሕዳር፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ፣ ኣምነስት ኢንተርናሽናል፣ ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣቃሊዑ። እቲ ሰ [...]
ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ወኪል፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ መልሲ ከምዘይረኸበ ገሊጹ

ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ወኪል፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ መልሲ ከምዘይረኸበ ገሊጹ

Radio Erena: 25 February 2021 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል፣ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ወኪል ወይ ራፖርቱር፣ ዶክተር መሓመድ ዓብዱሰላም ባብከር፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ፣ ዘቕርቦ ጠለብ፣ ዛጊት [...]
Reselling the Old Wine of Conspiracy

Reselling the Old Wine of Conspiracy

Radio Erena: 24 February 2021 President Isaias Afwerki’s interview on Feb.17 was a bore as usual. In a yawning monologue, he hovered over the H [...]
ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ዝንኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ዝንኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

Radio Erena: 23 February 2021 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ፡ ኣብ ዘካየድዎ ውድድር ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም። ካብ19 ክሳብ ለካቲት፡ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ 3 መድረኻትን [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝተኣስረ፣ ዕሉል ሰምሳሪ ‘ኪዳነ’፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሃዲሙ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝተኣስረ፣ ዕሉል ሰምሳሪ ‘ኪዳነ’፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሃዲሙ

Radio Erena: 22 February 2021 ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንሓያሎ ዓመታት ሰባት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከሰጋግር ብምጽንሑ ተጠርጢሩ፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ ዝተኣስረ፣ ኪዳነ ዝተብሃለ ሰ [...]
“ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዘን 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ብገበን ተኣሲሮም።”

“ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዘን 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ብገበን ተኣሲሮም።”

Radio Erena: 21 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ዝርከብ ኮንዶሚንዮም ተኻርዮም ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ለይቲ ብስኽራንን ጓይላን ህዝቢ ይርብሹ ኣለዉ ክት [...]
‘ዘሻቕለና ዘሎ፤ ስለምንታይ ሰራዊት ብምስጢር ኣብ ኤርትራ ክዕለም ተደልዩ እዩ’ ሰበስልጣን ሶማል

‘ዘሻቕለና ዘሎ፤ ስለምንታይ ሰራዊት ብምስጢር ኣብ ኤርትራ ክዕለም ተደልዩ እዩ’ ሰበስልጣን ሶማል

Radio Erena: 21 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ህወሓትን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ወተሃደራት ሶማል ከምዝተሳተፉ ዘመልክት ጭብጢ የለን ክብል ኣብቲ ጉዳይ መጽናዕቲ ከካዪድ ዝጸንሐ ጉጅለ ገሊ [...]
ዜና ዕረፍቲ

ዜና ዕረፍቲ

Radio Erena: 20 February 2021 ገዲም ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ብዕለት 19 ለካቲት 2021 ብሕማም ተሰዊኡ። ሓርበኛ ኣድሓኖም ገብረማርያም፣ ኣብ ወርሒ መስከረም 1945 ኣብ ኣፈልባ ተወሊዱ። ዕድሜኡ ንትምህርቲ [...]
1 117 118 119 120 121 185 1190 / 1850