Category: ሃገራዊ ዜና

1 115 116 117 118 119 187 1170 / 1862
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት በጺሑ

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት በጺሑ

Radio Erena: 04 April 2021 ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድን፣ ፔካ ሃቪስቶ፣ ብዛዕባ ኩነታት ትግራይ ንምዝርራብ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን በጺሑ። [...]
ኣባላት ጂ.7፣ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ንዝበሃል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻን ግሉጽነትን መርመራ ክካየደሉ ጸዊዐን

ኣባላት ጂ.7፣ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ንዝበሃል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻን ግሉጽነትን መርመራ ክካየደሉ ጸዊዐን

Radio Erena: Friday, 04 April 2021 ብጂ.7 ዝፍለጣ፣ ብቁጠባ ሓያላት ዝኾና ሃገራት ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ንዝበሃል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻን ግሉጽነትን መርመራ ክካየደሉ ጸዊዐን። እተን ሕቡራት መንግስታት [...]
”ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ውጽኢቱ፣ ኣንጻር’ቲ ትጽቢት ዝግበረሉ ክኸውን ይኽእል’ዩ” ኣይ.ሲ.ጂ.

”ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ውጽኢቱ፣ ኣንጻር’ቲ ትጽቢት ዝግበረሉ ክኸውን ይኽእል’ዩ” ኣይ.ሲ.ጂ.

Radio Erena: Friday, 04 April 2021 ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ውጽኢቱ፣ ኣንጻር’ቲ ትጽቢት ዝግበረሉ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ምክትታል ቅልውላው ነዚ ብዝምልከት ኣብ ዘውጸኦ ሓጺር መግለጺ፣ [...]
ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክገብሩ ዝጸንሑ ሶማላውያን፣ ኣብዚ ዝቕጽል ሳምንታት ናብ ዓዶም ክምለሱ’ዮም

ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክገብሩ ዝጸንሑ ሶማላውያን፣ ኣብዚ ዝቕጽል ሳምንታት ናብ ዓዶም ክምለሱ’ዮም

Radio Erena: Friday, 04 April 2021 ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክገብሩ ዝጸንሑ ሶማላውያን መንእሰያት፣ ኣብዚ ዝቕጽል ሳምንታት ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ማዕከን ዜና [...]
ቀጠር፣ ንኤርትራ ዘለቅሓታ ኣስታት ርብዒ ቢልዮን ዶላር ክምለሰላ ተወሳኺ ክሲ ኣቕሪባ

ቀጠር፣ ንኤርትራ ዘለቅሓታ ኣስታት ርብዒ ቢልዮን ዶላር ክምለሰላ ተወሳኺ ክሲ ኣቕሪባ

Radio Erena: Friday, 02 April 2021 ንግስነት ቀጠር፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘለቕሖ፣ ኣስታት 250 ሚልዮን ዶላር ክምለሰሉ፣ ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኤውሮጳን ኣመሪካን ተወሳኺ ክሲ ከምዘቕረበ ምስቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረቫ ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ኮይና

ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረቫ ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ኮይና

Radio Erena: 01 April 2021 ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረና ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ሓንቲ ኮይና። ኤርትራ፣ ክሳብ 29 መጋቢት ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ 3251 ሰባት ኮረና ቫይረስ ከምዝተረኽቦም [...]
“ብኢትዮጵያ ዝርአ  ዘሎ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሉኣላውነት ንዘለዎ ኣረኣእያ ዘንጸባርቕ’ዩ”

“ብኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሉኣላውነት ንዘለዎ ኣረኣእያ ዘንጸባርቕ’ዩ”

Radio Erena: 31 March 2021 ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ መግለጺታት ከስምዑን ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሓወሰ ካርታ ክሰቕሉን ምርኣይ፣ ንፖሊሲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉ [...]
ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ ጸዊዑ

ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ ጸዊዑ

Radio Erena: 30 March 2021 ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ፣ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ፣ ሓላፊ ናይቲ ጉጅለ፣ ኣሕመድ ድርየ ጸዊዑ። እቲ ብኣሕመድ ዑመር ኣቡ ዑበይዳ ዝፍለጥ መራሒ፣ ብ27 መጋቢት ብቪድዮ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
1 115 116 117 118 119 187 1170 / 1862