Category: ሃገራዊ ዜና

1 176 177 178 179 180 187 1780 / 1862
ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ

ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ

Radio Erena: 02 October 2019 ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ናይ ፍርቂ ፍጻሜ ግጥም ዝተራኸበት ሃገራዊት ጋንታ 1 ብ 0 ተሳዒራ። ብ "ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ" እትፍለጥ ሃገራዊት [...]
ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም

ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም

Radio Erena: 02 October 2019 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ ካብ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተሰወሩ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜ [...]
ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ

ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 02 October 2019 ካብ ኣብያተ ጽሕፈት ደሞክራሲ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ዕዮን ኣህጉራዊ መሰል ሃይማኖታትን ዝተወከለ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ካብ 26 ክሳብ 28 መስከረም ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ሓ [...]
ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል

ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል

Radio Erena: 29 September 2019 ንጅቡቲ 7 ብ 0 ስዒራ፣ ዝበዝሐ ሸቶ ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ዝሓዘት፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 20 ዓመት፣ ንዛንዚባር 5 ብ 0 ብምስዓር ተዓዊታ። [...]
ሽወደን፣ ኣብ ምርኢት መጻሕፍቲ ዮቱበሪ፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት ተኻይዱ

ሽወደን፣ ኣብ ምርኢት መጻሕፍቲ ዮቱበሪ፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት ተኻይዱ

Radio Erena: 29 September 2019 ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ዮቱበሪ፣ ካብ ሓሙስ 26 ክሳብ ሎሚ ሰንበት 29 መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት መጻሕፍቲን ሕትመትን፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት [...]
ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ

ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ

Radio Erena: 29 September 2019 ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም። ምንጭታትና ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ፣ ብፍላይ ኣብ ከባቢ’ቲ ብ ‘እንዳ ጀ [...]
ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: 29 September 2019 ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም። እቶም ብ26 መስከረም ናብ ሩዋንዳ ዝገዓዙ ስደተኛታት፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን [...]
እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ

እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ

Radio Erena: 26 September 2019 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝኽተሎ ዘሎ ፖሊሲ፣ መብርሂ ክህበሉ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕቶ ቀሪቡ። ማዕከን ዜና ሃረጽ ኣብ ዘመሓላለፎ ሓ [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

ንኤርትራ ዝገለለ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 23 September 2019 ንኤርትራ ዝገለለ፣ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ናይተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ሃገራት ይካየድ ኣሎ። እቲ ሓያሎ መራኽብ ኵናት ዘሳተፈ፣ ቀይሕ ማዕበል ቁጽሪ 2 (Red Waves 2 [...]
ኤርትራ ተጠቃሚት ኣቶሚካዊ ጸዓት ንምዃን ዘኽእላ ስምምዕ ፈሪማ

ኤርትራ ተጠቃሚት ኣቶሚካዊ ጸዓት ንምዃን ዘኽእላ ስምምዕ ፈሪማ

Radio Erena: 22 September 2019 ኤርትራ ተጠቃሚት ኣቶሚካዊ ጸዓት ንምዃን ዘኽእላ ስምምዕ ምስ ትካል ኣህጉራዊ ኣቶሚካዊ ጸዓት ስምምዕ ፈሪማ። እቲ ስምምዕ ብዕለት 19 መስከረም ዝተፈረመ ክኸውን እንከሎ፣ ብወገን [...]
1 176 177 178 179 180 187 1780 / 1862