Category: ሃገራዊ ዜና

1 177 178 179 180 181 187 1790 / 1862
UPDATED: ብጹእ ወ ቅዱስ ፓትርያክ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ኣብ ልዕሊኦምን ቤተ ክርስትያንን ዝወረድ ዘሎ ግፍዕታት ብዝርዝር ገሊጾም

UPDATED: ብጹእ ወ ቅዱስ ፓትርያክ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ኣብ ልዕሊኦምን ቤተ ክርስትያንን ዝወረድ ዘሎ ግፍዕታት ብዝርዝር ገሊጾም

Radio Erena: 19 September 2019 ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ፣ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ መልእኽቲ ናብ ህብዚ ኣመሓላሊፎም። ፓትርያርክ፣ ብጹ [...]
“ሰለስተ ኤርትራውያን መንእሰያት ብሰንኪ እምነቶም ን25 ዓመታት ተኣሲሮም ኣለዉ”

“ሰለስተ ኤርትራውያን መንእሰያት ብሰንኪ እምነቶም ን25 ዓመታት ተኣሲሮም ኣለዉ”

Radio Erena: 18 September 2019 ካብ 1994 ኣትሒዞም፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ብሰንኪ እምነቶም ን25 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ከምዘለዉ ተጣበቕቲ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ገሊጾም። እቶም ሰዓብቲ እምነት ናይ ጆሆቫ መ [...]
18 መስከረም፣ መበል 18 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

18 መስከረም፣ መበል 18 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

Radio Erena: 18 September 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍ [...]
እስራኤል፣ ንኣርባዕተ ኤርትራውያን ዝሃረመ ሓለቓ ፖሊስ “ገበነኛ” ተባሂሉ

እስራኤል፣ ንኣርባዕተ ኤርትራውያን ዝሃረመ ሓለቓ ፖሊስ “ገበነኛ” ተባሂሉ

Radio Erena: 18 September 2019 ንኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ዝሃረመ ሓለቓ ፖሊስ እስራኤል፣ ኮማንደር ክሪል ናዛሮቭ፣ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ከምዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሃረጽ ኣፍሊጡ። እቲ ሓለቓ ፖሊስ፣ ኣብ መ [...]
ቦሎኛ፣ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ መሰልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ ተኻይዱ

ቦሎኛ፣ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ መሰልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 16 September 2019 ካብ ዝተፈላለ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢጣልያ ከተማ ቦሎኛ ዝወፈሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ደው ክብል ጸዊዖም። [...]
“ኤርትራ፣ ድሕሪ ሰሜን ኮርያ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር’ያ” ITU

“ኤርትራ፣ ድሕሪ ሰሜን ኮርያ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር’ያ” ITU

Radio Erena: 16 September 2019 ኣብዛ ዓለም ካብ ዘለዋ 288 ሃገራት እታ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር፣ ሰሜን ኮርያ'ያ። ኣህጉራዊ ማሕበር ቴሌኮሚኒኬሽን ብዘቕረቦ መጽናዕቲ መሰረት፣ 25 ሚል [...]
ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ

ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 15 September 2019 ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ግቡእ ቀረብ ኣገልግሎት ማይ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል

Radio Erena: 13 September 2019 ስዊዘርላንድ፣ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ናይ መተባብዒ ሓገዛት ክትገብር ምዃና ገሊጻ። ብፍቓዶም ናብ ሃገሮም ንዝመለሱ ወጻእተኛታት፣ ናይ ትምህርቲ ይኹን ካልእ መደባ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 12 September 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ናብ ደሴት ሰኮትራ ተዋፍሮም ከምዘላ ተገሊጹ። ሶኮትራ ፖስት፣ ንስለያዊ ምንጭታት እታ ደሴት ብምጥቃስ ብዘቕረቦ ዜና [...]
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም

Radio Erena: 11 September 2019 ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩ ንዘለዉ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ክትቅበል ዘኽእላ መዘክር ትማሊ 10 መስከረም ከቲማ። እቲ ኣብ መን [...]
1 177 178 179 180 181 187 1790 / 1862