Author: Admin

1 44 45 46 47 48 265 460 / 2647
ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት፣ በብእዋኑ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንምስታፍ ዝወጹ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም

ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት፣ በብእዋኑ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንምስታፍ ዝወጹ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም

Radio Erena: 09 November 2021 ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ሴካፋ ንምስታፍ ካብ 2006 ክሳብ ዝሓለፈ ሰሙን ናይ 2021 በብእውኑ ዝወጹ ብውሕዱ 64 ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዑቕባ ንምሕ [...]
መንግስቲ ኩዌት ብፍቓዱ ስልጣኑ ክሓድግ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ኩዌት ብፍቓዱ ስልጣኑ ክሓድግ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 November 2021 ብቀዳማይ ሚኒስተር ሸኽ ሰባሕ ኣል ካልድ ኣል ሳባሕ ዝምራሕ መንግስቲ ኩዌት፣ ብፍቓዱ ስልጣኑ ክሓገድ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ስልጣኑ ንምሕዳግ፣ ብሰኑይ 8 ሕዳር፣ ናብ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ፤ ሳልቫ ኪር ሽምግልና ከካይድ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓቲቱ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ፤ ሳልቫ ኪር ሽምግልና ከካይድ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓቲቱ

Radio Erena: 07 November 2021 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 5 ሕዳር ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝገበሮ ፍሉይ ኣኼባ [...]
መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሰጒጉ

መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሰጒጉ

Radio Erena: 07 November 2021 መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዝሰጎገ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ሳይመን ሙሎንጎ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓቃብ ሰላም፣ [...]
ትዊተር፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ጀሚሩ

ትዊተር፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ጀሚሩ

Radio Erena: 07 November 2021 ሓደ ካብ ዓበይቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝኾነ ‘ትዊተር’፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣካየድቲ’ቲ ትካል ኣብ ዝዘርግሑዎ ሓበሬ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2021 ኣብ ትግራይ ኵናት ዝተሳተፉ ኩሎም ሓይልታት፣ ገበናት ኵናት ፈጺሞም ዝብል እምነት ከምዘለዎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኮሚሽነር ሚቸል ባቸለት ተመሪሑ ብ3 ሕዳር ኣብ ዘቕረ [...]
አመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢራ

አመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢራ

Radio Erena: 04 November 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣመሪካ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ ንዘቕረበቶ ቅድመ ኩነታት ክቕበል ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ዝተበተነ ናይ ሲቪል መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክዕወት ዝልዓለ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ዝተበተነ ናይ ሲቪል መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክዕወት ዝልዓለ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2021 ኣብ ሱዳን፣ ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ብምብታን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል ኣልቡርሃን ዝመርሖ ጉጅለን ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክን፣ መሰጋገሪ [...]
ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል

ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል

Radio Erena: 31 October 2021 ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ክብል ገሊጹ። ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ኣብ [...]
ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 31 October 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ከምዘቕረበሉ ኣፍሊጡ። ኣል-ቡርሃን ምስ ደገፍቱ ኣብ ዘ [...]
1 44 45 46 47 48 265 460 / 2647