Author: Admin

1 42 43 44 45 46 265 440 / 2647
ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነት ናይ’ቶም ናብ ብሪጣንያ ኣብ ምስጋር ዝጠሓሉ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ

ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነት ናይ’ቶም ናብ ብሪጣንያ ኣብ ምስጋር ዝጠሓሉ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ

Radio Erena: 16 December 2021 ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነቶም ናይቶም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ብ24 ሕዳር ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሞቱ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ። ቤት ጽሕፈት እታ ኣኽባሪት ሕጊ ብ14 ታሕሳስ ኣብ ዝ [...]
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን ጽባሕ ክኽፈት’ዩ

ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን ጽባሕ ክኽፈት’ዩ

Radio Erena: 16 December 2021 ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን 17ን 18 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ። ኣብቲ፣ ዕድላት ወፍርን ንግድን ንምኽፋት ዝዓለመ'ዩ ዝተባህለ ዋዕላ ኣስታት 20 መራ [...]
መራሕቲ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራቴጅያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም

መራሕቲ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራቴጅያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም

Radio Erena: 16 December 2021 መራሕቲ ሽዱሽተ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራተጂያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ብሰሉስ 14 ታሕሳስ፣ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ፣ ኢራን ዞባዊ ስግኣት ንኸይትኸውን፣ ግ [...]
ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ

ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ

Radio Erena: 12 December 2021 ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽጎ ከምዘላ ተገሊጹ። ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ ሕማማት ኣፍሪቃ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ [...]
ፕሮግራም መግቢ ዓለም፣ ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ኣቢሉ

ፕሮግራም መግቢ ዓለም፣ ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ኣቢሉ

Radio Erena: 12 December 2021 ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢታት ደሴን ኮምቦልቻን ከካዪዶ ዝጸንሐ ምዕዳል መግቢ ረዲኤት ደው ከምዘበሎ ገሊጹ። እቲ ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዘ [...]
ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጸዊዑ

ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጸዊዑ

Radio Erena: 12 December 2021 ማሕበረሰብ ዓለም፣ ንመንግስቲ ሱዳን ዝገብሮ ሓገዝ ደው ከብል፣ ህዝቢ ሱዳን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ኣብዚ ብተኸታታሊን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ማሕበረሰብ ዓለም [...]
‘ኤርትራ ናብ ትግራይ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ክመሓላልፍ ወደባታ ኣይዓጸወትን’ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዲሲ

‘ኤርትራ ናብ ትግራይ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ክመሓላልፍ ወደባታ ኣይዓጸወትን’ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዲሲ

Radio Erena: 05 December 2021 ኤርትራ ናብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ከተመሓላልፍ ወደባታ ኣይኣዓጸወትን ክብል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊጹ። እቲ ኤምባሲ ብኣባል ኮንግረ [...]
ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ኣልቡርሃን ምውጋኑ ብሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ይንቀፍ

ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ኣልቡርሃን ምውጋኑ ብሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ይንቀፍ

Radio Erena: 05 December 2021 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዓብደላ ሓምዶክን ኣልቡርሃንን ዝቐረበ እማመ ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን ክቕበሎ ንዘቕረቦ ጻውዒት፣ እቲ ማሕበር ነጺጉዎ። ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ማሕበ [...]
‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

Radio Erena: 05 December 2021 cክብል ኣምባሳደር’ታ ሃገር ገሊጹ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ሺዩዋን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገራት ምዕራብ ብስም ሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራሲን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ምትእትታ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም። እቶም ኣባላት ካቢኔ፣ ኣመሓደ [...]
1 42 43 44 45 46 265 440 / 2647