Author: Admin

1 43 44 45 46 47 265 450 / 2647
ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ከምዝበለ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ፕሮግራም መግቢ ዓለም ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዓርቢ 2 [...]
ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ

ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዘሎ ማእከላይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት፣ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ም [...]
ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

Radio Erena: 21 November 2021 ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ንምዕራፍን ዘተ ሰላም ክጅመርን ኣብ ዝብል ዛዕባ ንምዝታይ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ። 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ባይቶ ጸ [...]
ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ። ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንመሓመድ ኣል-ሓሰን ለባት ከም ወኪሉ ብምልኣኽ፣ ም [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ካብታ ሃገር ጸብጻብ ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ ካብ መንግስቲ’ታ ሃገር መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን። በዓልስልጣን [...]
‘ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 14 November 2021 ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ብሕጽረት መግብን መድሃኒትን ሰብ ይመውት ኣሎ ክብል ገሊጹ። ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ‘እቲ መግብን መድሃኒትን ብሜላ ና [...]
ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ዝነበሩ ብዝተኸፍተ ተኹሲ ሓሙሽተ ሰላማዊያን ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ዝነበሩ ብዝተኸፍተ ተኹሲ ሓሙሽተ ሰላማዊያን ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 14 November 2021 ኣብ ሱዳን፣ ንወተሃደራዊ ዕልዋ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፣ ብውሑዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም። ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ጠያይትን ዘን [...]
ሶማል፣ ክልተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ንሞት ተፈሪዶም

ሶማል፣ ክልተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ንሞት ተፈሪዶም

Radio Erena: 14 November 2021 ኣብ ሶማል ክልተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ናይ ሞት ፍርዲ ከምዝተዋህቦም፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ዩጋንዳውያን ወተሃደራት ምስቲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ [...]
ምስ ኡጋንዳን ርዋንዳን ኣብ ዘዳውብ ምብራቓዊ ኮንጎ ብዝተወልዐ ግጭት ልዕሊ 11 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም

ምስ ኡጋንዳን ርዋንዳን ኣብ ዘዳውብ ምብራቓዊ ኮንጎ ብዝተወልዐ ግጭት ልዕሊ 11 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም

Radio Erena: 11 November 2021 ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ልዕሊ 11 ሽሕ ሰባት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከምዝተሰደዱ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ንኡጋንዳን ርዋን [...]
መላእ ኤርትራ፣ ናብ ዳግማይ ጸልማት ተመሊሱ

መላእ ኤርትራ፣ ናብ ዳግማይ ጸልማት ተመሊሱ

Radio Erena: 09 November 2021 ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ኤርትራ፣ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተራእየ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ዝቐጸለ፣ ምቁራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ብተዛማዲ ተፈቲሑ እኳ እንተነበረ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ዝነበሮ [...]
1 43 44 45 46 47 265 450 / 2647