Author: Admin

1 258 259 260 261 262 265 2600 / 2647

Eritrean military units near Badme moved

Radio Erena: 04 May 2019 Eritrean military units which had been stationed near the area of Badme for years have been moved from the area. Radio Ere [...]
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice ) ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ

ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice ) ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ

Radio Erena: 03 May 2019 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice )ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ካብ ሮቡዕ 1 ክሳብ ሰ [...]
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር

3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር

Radio Erena: 03 May 2019 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ዓርቢ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። ኣብዛ ዕለት፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቀዳሞት ጸላእቲ ፕረስ ምዃኑ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዝወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 03 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ካባቢታት ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታትን ምፍንቓል ሰለማውያን ሰባትን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ባህርዳር ተኻይዱ። እቲ [...]
የመን፣ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕማም ውጽኣት ሞይቶም

የመን፣ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕማም ውጽኣት ሞይቶም

Radio Erena: 03 May 2019 ኣብ የመን፣ ኣብ መዓስከር ላሕጅ ተዓቝቦም ዝጸንሑ፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሕማም ውጽኣት ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ገሊጹ። እቲ ትካል ብሓሙ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቻይና ምብጻሕ ከካይድ’ዩ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቻይና ምብጻሕ ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 02 May 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ቻይና ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ'ዩ። ልኡኽ ኤርትራ፣ ካብ 5 ክሳብ 10 ግንቦት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ፣ ብናይ ብሄር ግጭት 17 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ፣ ብናይ ብሄር ግጭት 17 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 May 2019   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭታት ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን። በቲ ግጭት ሓያሎ ሰባት ክ [...]
ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ እናሓየለ መጺኡ

ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ እናሓየለ መጺኡ

Radio Erena: 02 May 2019      ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ እናሓየለ ይመጽእ ከምዝሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልታት፣ ዋሕዚ ሰለፈ [...]
1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

Radio Erena: 01 May 2019 ባሕቲ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ [...]
ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ኣብ ኤርትራ ዝተኽሎ ዘሎ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ  ጸሓያዊ ጸዓት ኣብዚ ሰለስተ ኣዋርሕ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ኣብ ኤርትራ ዝተኽሎ ዘሎ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ ጸሓያዊ ጸዓት ኣብዚ ሰለስተ ኣዋርሕ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 01 May 2019 ማሕበር ዓረብ ንኢንዱስትርያዊ ምዕባለ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ዝተኽሎ ዘሎ፣ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ ጸሓያዊ ጸዓት፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ነ [...]
1 258 259 260 261 262 265 2600 / 2647