Author: Admin

1 247 248 249 250 251 265 2490 / 2647
ኣብ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ ተኸልኪሉ

ኣብ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ ተኸልኪሉ

Radio Erena: 16 June 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ፣ ደው ከምዘበሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እተን ዕሹግ ማይ መስሪሐን ከካፋፍላ ዝጸንሓ ትካላት ምህርተን ደው ከብላ ት [...]
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

Radio Erena: 16 June 2019 ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 June 2019 ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]
ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ

ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ

Radio Erena: 14 June 2019 ካብ ኮንጎ ናብ ኡጋንዳ ዝሰገረ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ብሕማም ኢቦላ ድሕሪ ምሙቱ፣ እቲ ሕማም ኣብ ኡጋንዳ ይላባዕ ከይህሉ ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ስግኣቶም ገሊጾም። እቲ ኣ [...]
ምስቲ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ዘካየድዎ ተቓውሞ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሩ ዝጸንሐ መንእሰይ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፉ

ምስቲ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ዘካየድዎ ተቓውሞ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሩ ዝጸንሐ መንእሰይ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፉ

Radio Erena: 14 June 2019 ምስቲ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ፣ ዘካየድዎ ተቓውሞን ብዝተሓሓዝ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ መንእሰይ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓላ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ኣኽርያ ኣረጋጊጾም። እቲ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ መነኩሳት ደብረ-ቢዘን ኣሲሮም

ሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ መነኩሳት ደብረ-ቢዘን ኣሲሮም

Radio Erena: 13 June 2019 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሎሚ ሓሙስ 13 ሰነ፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ሓሙሽተ መነኩሳት ደብረ-ቢዘን ከምዝኣሰሩ ተሓቢሩ። እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ መነኩሳት፣ ኣባ ማርቆስ ገብ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 13 June 2019 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪብሉ። ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዕድመ ዘቕረበ፣ ፈ [...]
ፈረንሳ፣ ንፈለማ እዋና፣ ሓንቲ ኤርትራዊት ናብ ኤርትራ ሰጕጓ

ፈረንሳ፣ ንፈለማ እዋና፣ ሓንቲ ኤርትራዊት ናብ ኤርትራ ሰጕጓ

Radio Erena: 13 June 2019 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሓንቲ ኤርትራዊት ሓታቲ ዑቕባ ናብ ኤርትራ ከምዝሰጎጓ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ፈረንሳ፣ ኤርትራዊ ዜግነት ንዘለዋ ሓታቲት ዑቕባ ክትሰጉግ ኣብዚ ልዕሊ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

Radio Erena: 13 June 2019 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ባይቶን ፖለቲካውያን ውድባትን ክካየድ ድሕሪ ዝጸንሐ ናይ ምቅርራብ መስርሕ፣ ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንምቛም ዘተ ክቕጽል ምዃኑ ተሓቢሩ [...]
ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

Radio Erena: 13 June 2019 ታንዛንያን ዩጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣገደን። እዘን ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ሽሊንግ' እገዳ ዝገበራሉ ምኽንያት፣ ሃገራዊ ባንክ ኬንያ፣ ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ምዝውዋርን ት [...]
1 247 248 249 250 251 265 2490 / 2647