Author: Admin

1 245 246 247 248 249 265 2470 / 2647

Radio Erena: 23 June 2019 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጻርይ ዝቖመት ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ዝመሓደራ ትካላት ጥዕና ምህጋሩ፣ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። ሓላፊ [...]
ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

Radio Erena: 23 June 2019 መራሕቲ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ሰላም ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቐበሉዎ ኣፍሊጦም። መራሕቲ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ብ22 ሰነ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኢትዮጵያ ዘቕረበ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

Radio Erena: 23 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። መንግስታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ኣብ ባህርዳር ዝመደበሩ እ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ትካላት ጥዕና ብምህጋሩ፣ ናይ ሞት ሳዕቤን ኣኸቲሉ

መንግስቲ ኤርትራ ትካላት ጥዕና ብምህጋሩ፣ ናይ ሞት ሳዕቤን ኣኸቲሉ

Radio Erena: 22 June 2019 መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክመሓደራ ዝጸንሓ ማእከላት ጥዕና ክህግረን ምውሳኑ፣ ኣብ ተገልገልቲ ከቢድ ሳዕቤን የምጽእ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ዛጊት ተረኺቡ [...]
ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ

ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 21 June 2019 ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብ20 ሰነ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። ዘይመንግስታውያን ማሕበራትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተኣከቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከብ [...]
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም

Radio Erena: 21 June 2019 ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብሓገዝ ተጸዋዒ ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም። እዞም ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዝዝከረሉ ዕለት 2 [...]
ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ

ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 21 June 2019 ንጉዳይ ሱዳን ፍታሕ ከምጽእ ትጽቢት ዝግበረሉ እማመ ሰላም ብዝምልከት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]

Radio Erena: 20 June 2019 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሉ ነዛ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብኽብሪ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 20 June 2019 ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምክያድ ብዕለት 19 ሰነ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣ [...]
ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም

ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም

Radio Erena: 19 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጉጅለ ጠበቓታት፣ ኣገልግሎት ቴሌኮሙኒኬሽን’ታ ሃገር ኢንተርነት ብምዕጻዉ፣ ክሲ ከቕርቡሉ ተዳልዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቶም ጠበቓታት ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ [...]
1 245 246 247 248 249 265 2470 / 2647