Author: Admin

1 248 249 250 251 252 265 2500 / 2647

ثلاثون منظمة دولية توقع رسالة حول حقوق الانسان في ارتريا

اذاعة ارينا الدولية: الأخبار الاربعاء 12 يونيو 2019 وقعت ثلاثون منظمة حقوق انسان دولية وارترية رسالة إلى مجلس حقوق الانسان التابع للأمم المتحدة حول أ [...]
30 ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኤርትራ ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ደብዳቤ ጽሒፈን

30 ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኤርትራ ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ደብዳቤ ጽሒፈን

Radio Erena: 12 June 2019 30 ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ደብዳቤ ጽሒፈን። እተን ኣህጉራውያንን ሃገራውያንን [...]
ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ

ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ

Radio Erena: 12 June 2019 ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። እቲ ተዓጽዩ ዘሎ ዶባት፣ ናብቲ ንክልቲኤን ሃገራት ዘዋስን ክሊ ማይ ዝቐረበ ዞባ ላሙ'ዩ። ኬንያ፣ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶ [...]
ኣመሪካ፣ ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክትምዝዝ’ያ

ኣመሪካ፣ ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 12 June 2019 ኣመሪካ፣ ንኣምባሳደር ዶናልድ ቡስ፣ ከም ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኮይኑ ከገልግል ክትምዝዞ ምዃና ተገሊጹ። እቲ ኣቐዲሙ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን [...]
ስልማት ኖቤል ዝተዓወት ናይጀርያዊ፣  ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲን ጋዜጠኛታትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ልኢኾም

ስልማት ኖቤል ዝተዓወት ናይጀርያዊ፣ ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲን ጋዜጠኛታትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ልኢኾም

Radio Erena: 11 June 2019 ኣብ 1986፣ ብስነ ጽሑፍ ስልማት ኖቤል ዝተዓወተ ናይጀርያዊ ደራሲ፣ ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲ፣ ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ [...]
ባዕሉ ብዝሰንዓ ጃልባ ካብ ሆላንድ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ናብ ኢጣልያ ክስጎግ’ዩ

ባዕሉ ብዝሰንዓ ጃልባ ካብ ሆላንድ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ናብ ኢጣልያ ክስጎግ’ዩ

Radio Erena: 11 June 2019 ባዕሉ ብዝሰንዓ ጃልባ፣ ካብ ሆላንድ ተበጊሱ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ናብ ኢጣልያ ክስጎግ ምዃኑ ምዕከን ዜና ቴሌግራፍ ሓቢሩ። እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ፣ ወ [...]
ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ

ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ

Radio Erena: 11 June 2019 ጅቡቲ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ትገልጽ ዘላ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝተጸግዓ መርበባት ሓበሬታ ሃገራት ዓረብ [...]
ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል

ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል

Radio Erena: 10 June 2019 ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋገር ዝጽውዕ፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይካየድ ኣሎ። እዚ ካብ ሰንበት 9 ሰነ ኣትሒዙ ዝ [...]
ኤርትራን ግብጽን፣ ንወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘትየን

ኤርትራን ግብጽን፣ ንወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘትየን

Radio Erena: 10 June 2019 መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተገሊሉ ንዝርከብ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ከምዝዘተዩ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም መራሕቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ውጽኣት ብምስዓብ ዝቐትል [...]
1 248 249 250 251 252 265 2500 / 2647