Author: Admin

1 243 244 245 246 247 265 2450 / 2647
ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ዳግማይ ኣጋጢሙ

ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ዳግማይ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 01 July 2019 ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መንግስቲ ኤርትራ ኣገልግሎት ማይን ኤለክትሪክን ናብ ርሑቕ ገጠራት ከስፍሕ ጻዕሪ ከምዝገ [...]
ጀነራል ኣደም መሓመድ ሓድሽ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመዚዙ

ጀነራል ኣደም መሓመድ ሓድሽ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 01 July 2019 ጀነራል ኣደም መሓመድ ሓድሽ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመዚዙ። ጀነራል ሰዓረ መኮነን ሓላዊኡ ካብ ዝነበረ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ድሕሪ ሙሟቱ፣ ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ዝነበረ [...]
ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፣ 30ሰነ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፣ 30ሰነ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

Radio Erena: 01 July 2019 ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ብሰንበት 30 ሰነ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ። ወተሃደራት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ተኹሲ ብምኽፋቶም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰላማውያን ሰባት [...]
ናብ ወደባት ኢጣልያ ከይትጽጋዕ ተኣጊዳ ዝጸንሐት መርከብ፣ ድሕሪ 17 መዓልታት ኣብ ላምፐዱዛ ተዓሺጋ

ናብ ወደባት ኢጣልያ ከይትጽጋዕ ተኣጊዳ ዝጸንሐት መርከብ፣ ድሕሪ 17 መዓልታት ኣብ ላምፐዱዛ ተዓሺጋ

Radio Erena: 30 June 2019 ስደተኛታት ካብ ባሕሪ ኣድሒና፣ ናብ ወደባት ኢጣልያ ከይትዕሸግ ተኣጊዳ ዝጸንሐት መርከብ፣ ድሕሪ 17 መዓልታት ናብ ላምፐዱዛ ከምዝተጸገዐት ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ካፕቴን ናይታ መር [...]
ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ናይቶም ምስ ፈተነ ዕልዋ ምትእስሳር ኣለኩም ተባሂሎም ዝእሰሩ ዘለዉ ልዕሊ 250 በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ናይቶም ምስ ፈተነ ዕልዋ ምትእስሳር ኣለኩም ተባሂሎም ዝእሰሩ ዘለዉ ልዕሊ 250 በጺሑ

Radio Erena: 30 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምስቲ ብ22 ሰነ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ምትሕሓዝ ኔርኩም ተባሂሎም ናይ ዝቕየዱ ዘለዉ ውልቀ ሰባት ይቕጽል ኣሎ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ብዓርቢ 28 ሰነ ኣ [...]
ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ተቐቢሉ

ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ተቐቢሉ

Radio Erena: 30 June 2019 ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሓሙስ 27 ሰነ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ከም ዝተቐበለ ኣፍሊጡ። እዚ ቀሪቡ ዘሎ እማመ ፣ ብመሰረት ጠለብ ህዝቢ ፣ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ተጣበቕቲ መሰላት ዝገብሮ ምፍርራህ ደው ከብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ተጣበቕቲ መሰላት ዝገብሮ ምፍርራህ ደው ከብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ

Radio Erena: 28 June 2019 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዜጋታቱ ናይ ጸቕጥን ምፍርራህን ተግባራቱ ብሰፊሑ ከካዪድ ጸኒሑ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ከሲሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ መሰ [...]
ምልሻ ጃንጃዊድ ናይ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ጎነጻዊ ስጉምቲ ክወስድ ጀሚሩ

ምልሻ ጃንጃዊድ ናይ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ጎነጻዊ ስጉምቲ ክወስድ ጀሚሩ

Radio Erena: 28 June 2019 ምልሻ ጃንጃዊድ ኣብ መላእ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ ንምቑጻይ ጎነጻዊ ስጉምቲ ይወስድ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ጉጅለ ምልሻ ካብ ሰኑይ 24 ሰነ [...]
ኢትዮጵያ ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣  ኢድ ኔሩኩም ናይ ዝተባህሉ ጥርጡራት ቀይዲ ይቕጽል

ኢትዮጵያ ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ኢድ ኔሩኩም ናይ ዝተባህሉ ጥርጡራት ቀይዲ ይቕጽል

Radio Erena: 28 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ኢድ ኔርዎም ክኸውን ከም ዝኽእል ናይ ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ቁጽሪ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናወሰኸ ይኸይድ ከም ዘሎ፣ ዝተፈለለዩ ምንጭታት [...]
ሕ.መ.ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን እገዳ ከምእትገብር ኣጠንቂቓ

ሕ.መ.ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን እገዳ ከምእትገብር ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 27 June 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ከካዪዶ ዝጸንሐ ምቕታልን ዓመጽን እንተቐጺሉዎ፣ እገዳ ክትገብረሉ ምዃና መጠንቀቕታ ቀሪቡ። ምኽትል [...]
1 243 244 245 246 247 265 2450 / 2647