Author: Admin

1 244 245 246 247 248 265 2460 / 2647
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣሻዲ ሓሰን ንኣሶሼትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብረት ዝዓጠቑ ውልቀሰባት ብሰንበት ወጋሕታ ና [...]
ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝተጸወዐ ጸሎት፣ ሰፊሕ ተቐባልነት ይረክብ

ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝተጸወዐ ጸሎት፣ ሰፊሕ ተቐባልነት ይረክብ

Radio Erena: 27 June 2019 ኣብ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝመሓደራ ትካላት ጥዕና ዝተወስደ ስጉምቲ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ጸሎት ንምብጻሕ ዝተገብረ ጻውዒት፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ኢድ ኔሩኩም ዝተባህሉ ልዕሊ 180 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ኢድ ኔሩኩም ዝተባህሉ ልዕሊ 180 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 26 June 2019   ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝተሳተፉ ተባሂሎም ብዉሑዱ 13 ኣባላት ጸጥታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ፣ ሺን ሁ ዋ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓ [...]
ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን ብሓያል ውዳበታት ይቕጽል

ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን ብሓያል ውዳበታት ይቕጽል

Radio Erena: 26 June 2019 ህዝቢ ሱዳን ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ስልጣኑ ምሉእ ብምሉእ ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋግር ዝጽውዕ ሓያል ተቓውሞ ንምክያድ ዳግም ይወዳደብ ከም ዘሎ ተፈሊጡ። ወሃብ ቃል [...]
ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ዝጸንሐ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ከይዓዝዝ ስግኣት ተፈጢሩ

ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ዝጸንሐ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ከይዓዝዝ ስግኣት ተፈጢሩ

Radio Erena: 26 June 2019 ኬንያ ናብ ሶማሊ ላንድ ናይ መጎዓዝያ መስመር ክትከፍት ምምዳባ፣ ኣብ መንጎኣን ኣብ መንጎ ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ምስሕሓብ ከየዛይዶ ተሰጊኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። መንገዲ ኣየር ኬንያ ካብ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ስልጣን ተቖጻጺሩ ንዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ኣረጋጊጹ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ስልጣን ተቖጻጺሩ ንዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 25 June 2019 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ስልጣን ተቖጻጺሩ ንዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ኣረጋጊጹ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝመራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ብዕለት 24 [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፤ ንእማመ ኢትዮጵያ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፤ ንእማመ ኢትዮጵያ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ

Radio Erena: 25 June 2019 ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ምሉእ ብምሉእ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ። ለተናል ጀነራል ሸምሸዲን ቃባሺ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ሰራዊት ንእማመ ሰላም ኢትዮ [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ኣፈኛ መንግስቲ’ታ ሃገር ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ዝተዋህበ ሓበሬታ፣ ጀነራል ኣሳምነው ጽገ፣ ናይቲ [...]
ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሓላዊኡ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ህይወቱ ሓሊፋ

ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሓላዊኡ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ህይወቱ ሓሊፋ

Radio Erena: 24 June 2019 ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሓላዊኡ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ህይወቱ ከምዝሓለፈት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ትማሊ 23 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መ [...]
ንኢትዮጵያ ምስ ወደባት ኤርትራ ዘራኽብ መስመር ባቡር ክስራሕ መደብ ወጺኡ

ንኢትዮጵያ ምስ ወደባት ኤርትራ ዘራኽብ መስመር ባቡር ክስራሕ መደብ ወጺኡ

Radio Erena: 24 June 2019   ንኢትዮጵያ ምስ ወደባት ኤርትራ ዘራኽብ መስመር ባቡር ክስራሕ መደብ ወጺኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሚኒስተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ብሓሙስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ንግዲ ኣመልኪቱ [...]
1 244 245 246 247 248 265 2460 / 2647