Author: Admin

1 224 225 226 227 228 265 2260 / 2647
“ኤርትራ፣ ኣብ ሜድኣ ዘርኣየቶ ትሑት ብቅዓትን ስዕረትን፣ ውጽኢት ናይቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ዞባዊ ግጥማት ምብኳራ’ዩ”

“ኤርትራ፣ ኣብ ሜድኣ ዘርኣየቶ ትሑት ብቅዓትን ስዕረትን፣ ውጽኢት ናይቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ዞባዊ ግጥማት ምብኳራ’ዩ”

Radio Erena: 05 September 2019 ብ4 መስከረም ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም 2 ብ1 ዝተሳዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ንሰሉስ 10 መስከረም ናይ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሰንበት ናብ ናሚብያ ከተ [...]
ኬንያ፣ ብዛዕባ’ቲ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ፣ ዝመጽእ ሰሙን  ዝጋባእ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ሓቲታ

ኬንያ፣ ብዛዕባ’ቲ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ፣ ዝመጽእ ሰሙን ዝጋባእ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ሓቲታ

Radio Erena: 05 September 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ብዛዕባ'ቲ ምስ ሶማል ዘሰሓሕቦ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ብዝምልከት፣ ንሰኑይ 9 መስከረም፣ ኣብ ኔዘርላንድስ፣ ከተማ ሄግ፣ ክጋባእ ተወሲኑ ዘሎ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ናብ [...]

السلطات في ارتريا تشرع في تأميم المعاهد الدينية والمدارس المسيحية الخاصة

اذاعة إرينا: الاخبار الخميس 5 سبتمبر 2019 تفيد مصادر اذاعة إرينا بأن إدارات الاقاليم ووزارة التربية نفذت تهديداتها السابقة بتأميم المعاهد الدينية وال [...]

حملات تفتيش واسعة للجيش في ضواحي صنعفي

الاخبار اذاعة ارينا الدولية الاربعاء 4 سبتمبر 2019 شهدت قرى وضواحي عدي لاخا وكساد امبا والقرى المحيطة بمدينة صنعفي حملات تفتيش واسعة قامت بها وحدات م [...]
ኖርወይ፣ ካብ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ምክያዶም ኣዛራቢ ኮይኑ

ኖርወይ፣ ካብ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ምክያዶም ኣዛራቢ ኮይኑ

Radio Erena: 04 September 2019 ኣብ ኤርትራ ካብ ዘሎ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም፣ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ፣ ኤርትራውያን ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ዘካየየዱ ኤርትራውያን ኣዛራቢ ኮይኑ። [...]
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርከባ ዓድታት ጽዑቕ ተፍቲሽ ተኻይዱ

ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርከባ ዓድታት ጽዑቕ ተፍቲሽ ተኻይዱ

Radio Erena: 04 September 2019 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርክከባ ዓድታት፣- እምባለኻ፣ ዓደጣል፣ ኣሮሞ፣ ክሳድ እምባን ኣግሩፍን፣ ጽዑቕ ተፍትሽ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ወተሃደራት መንግስቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታን ብሕታውን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተሃጊረን

ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታን ብሕታውን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተሃጊረን

Radio Erena: 04 September 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታውን ብሕታውን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተሃገራ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት ነተን ትካላት ዝተዋህበ መምር [...]
ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ዎላይታ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ክህልዎ ሕቶ ቀሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ዎላይታ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ክህልዎ ሕቶ ቀሪቡ

Radio Erena: 04 September 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ዎላይታ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ክህልዎ፣ ናብ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ደቡብ ሕቶ ቀሪቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሕቶ ምቛም ክልል ብወግዒ ናብ መግስቲ ቀሪቡ [...]
ሶማል፣ ናብ ኪስማዮ ዝካየድ ቀጥታዊ በረራታት ደው ክብል ኣዚዛ

ሶማል፣ ናብ ኪስማዮ ዝካየድ ቀጥታዊ በረራታት ደው ክብል ኣዚዛ

Radio Erena: 04 September 2019 መንግስቲ ሶማል፣ ካብ ኬንያ፣ ናብታ ርእሰ ከተማ ጁባላንድ ኮይና ዘላ ኪስማዮ ዝካየድ ቀጥታዊ በረራታት ደው ክብል ኣዚዙ። እቲ መንግስቲ ነዚ ትእዛዝ ዘመሓላለፈ፣ ኬንያ ነቲ [...]
ኤርትራን ናሚብያን፣ መጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022፣ ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ከካይዳ’የን

ኤርትራን ናሚብያን፣ መጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022፣ ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 03 September 2019 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ጽባሕ 4 መስከረም ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ። ክልተ ፕሮፌሽናል [...]
1 224 225 226 227 228 265 2260 / 2647