Author: Admin

1 223 224 225 226 227 265 2250 / 2647
ካብ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ 8ይ ደረጃ ሒዙ

ካብ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ 8ይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 09 September 2019 ኣብዚ እዋን'ዚ ካብ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ፣ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሻሙናይ ደረጃ ሒዙ። መዝገብ ዕ [...]
ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንመስርሕ ምስግጋር ሱዳን ናብ ደሞክራሲ ደገፈን ከምዘበርክታ ይገልጻ

ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንመስርሕ ምስግጋር ሱዳን ናብ ደሞክራሲ ደገፈን ከምዘበርክታ ይገልጻ

Radio Erena: 09 September 2019 መንግስቲ ጀርመንን ሃገራት ኤውሮጳን፣ ንመስርሕ ምስግጋር ሱዳን ናብ ጎደና ደሞክራሲ፣ ደገፈን ከበርክታ ምዃነን ናብታ ሃገር ወግዓዊ ናይ ስራህ ምብጻሕ ዘካየደ ሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዓሰብ ዝተዓሸጋ መራክብ ኲናት ነዘርላንድስ ኣብ ጸገም ወዲቐን

ኤርትራ፣ ኣብ ዓሰብ ዝተዓሸጋ መራክብ ኲናት ነዘርላንድስ ኣብ ጸገም ወዲቐን

Radio Erena: 08 September 2019 ኣብ ወደብ ዓሰብ ተዓሺገን ዘለዋ ክልተ መራኽብ ኲናት ነዘርላንድስ፣ ኣብ ኣጸጋሚ ኩነታት ከምዝርከባ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ነዘርላንድስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እተን ኣብ ስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ቦርድ ምርጫ ካብ ውድባት ንዝቐረበ ተቓውሞ ምላሽ ሂቡ

ኢትዮጵያ፣ ቦርድ ምርጫ ካብ ውድባት ንዝቐረበ ተቓውሞ ምላሽ ሂቡ

Radio Erena: 08 September 2019 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘጽደቖ ሕጊ ንዝነጸጉዎ ተቓወምቲ ውድባት፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ምላሽ ሂቡሉ። ኣደ ወንበር ቦርድ ምርጫ ብርቱካን ሚደቅሳ [...]
ኢጋድ፣ ኣባል ሃገራት ደርቂ ንምውጋድ ኣኼባ ኣካዪደን

ኢጋድ፣ ኣባል ሃገራት ደርቂ ንምውጋድ ኣኼባ ኣካዪደን

Radio Erena: 08 September 2019 ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ደርቂ ቅድሚ ምጥቅዑ ንምክልኻል ዘኽእለን ተክኖሎጂካዊ ምርምር ዘካይዳሉ ናይ ሓባር ስምምዕ ገይረን። ንክልተ መዓልታት ዝጸንሐ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝተኻየደ ኣ [...]
የመን፣ ቁጽሪ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት ክብ ይብል

የመን፣ ቁጽሪ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት ክብ ይብል

Radio Erena: 08 September 2019 ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ብዘካየዶ ደብዳብ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ እንዳዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ልዕሊ ሓደ ቤት ማእሰርቲ [...]

انشقاق صحفي ارتري عن وزارة الاعلام الارترية

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 6 سبتمبر 2019 أكدت مصادر موثوقة لإذاعة إرينا بأن الصحفي الرياضي الارتري كبرآب تسفا مكيئيل انشق عن البعثة الارترية [...]
ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ነበር ሮበርት ሙጋበ ኣብመብል 95 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ

ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ነበር ሮበርት ሙጋበ ኣብመብል 95 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ

Radio Erena: 06 September 2019 ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝምርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ሮበርት ሙጋበ ኣብ መበል 95 ዓመቱ ሞይቱ። እቲ ፕረዚደንት ነበር፣ ነታ ሃገር ብህይወት ክሳብ ዘሎ ናይ ምምራሕ መደብ እ [...]
ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ

ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ

Radio Erena: 05 September 2019 ካብ 19 ክሳብ 31 ነሓሰ ኣብ ሞሮኮ፣ ከተማ ራባት፣ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ ካልእ ሃ [...]
ናይጀርያ፣ ናይቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ሕነ ንምፍዳይ፣ ጎነጽ ተኻይዱ

ናይጀርያ፣ ናይቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ሕነ ንምፍዳይ፣ ጎነጽ ተኻይዱ

Radio Erena: 05 September 2019 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንዜጋታት ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ናይጀርያ፣ ዚምባብዌን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕታት እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ፣ ኣብ ናይጀርያ ሕነ ናይ ም [...]
1 223 224 225 226 227 265 2250 / 2647