Author: Admin

1 225 226 227 228 229 265 2270 / 2647
ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ቤት ጽሕፈት ከፊቱ

ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ቤት ጽሕፈት ከፊቱ

Radio Erena: 03 September 2019 ጽላል ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራ ዝኾነ፣ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ፈላሚ ቤት ጽሕፈቱ፣ ብቀዳም 31 ነሓሰ ኣብ ስቶኮልም ከፊቱ። ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ፣ ድሕሪ ሸሞንተ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ንሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ኣሲሩ

መንግስቲ ሶማል፣ ንሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ኣሲሩ

Radio Erena: 03 September 2019 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ንሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ዓብደልራሺድ ሓሰን ዓብዲኑር ከምዝኣሰሮ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ናይታ ርእሰ ምምሕዳር፣ ካብ ኣዲስ [...]
ቱርኪ ኣብ ቀጠር ተወሳኺ ወትሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ’ያ

ቱርኪ ኣብ ቀጠር ተወሳኺ ወትሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 03 September 2019 ቱርኪ፣ ኣብ ቀጠር ተወሳኺ ወትሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ ምዃና ተገሊጹ። እታ ሃገር፣ ኣብ ርእሲ'ቲ ኣቐዲሙ ዝጸንሓ መዓስከር፣ ሓይልታት ኣየርን ባሕርን ዘጠቓለለ ሰራዊት ከተዋፍር [...]

ضحايا في اطلاق نار على أسرى في سجن معطر

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 2 سبتمبر 2019 تفيد مصادر إذاعة إرينا بأن عددا من الشباب وقع ضحية لعملية إطلاق نار من قبل حراس سجن معطر سيئ الصيت [...]
ምዕጢር፣ “ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ፈቲኖም” ኣብ ልዕሊ ዝተባህሉ መንእሰያት ብዝተኸፍተ ቶዅሲ ሓያሎ ግዳያት  ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

ምዕጢር፣ “ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ፈቲኖም” ኣብ ልዕሊ ዝተባህሉ መንእሰያት ብዝተኸፍተ ቶዅሲ ሓያሎ ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: 02 September 2019 ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ካብ ቤት ማእሰርቲ ምዕጢር ክሃድሙ ኣብ ልዕሊ ዝፈተኑ 30 ዝኾኑ መንእሰያት፣ ኣብ ሓለዋ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ብዝፈትዎ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ግዳያት ሞትን መ [...]
ሱዳን፣ ምቛም ካቢነ ሚኒስተራት የካትዕ

ሱዳን፣ ምቛም ካቢነ ሚኒስተራት የካትዕ

Radio Erena: 02 September 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ዓብደላ ሓምዶቕ፣ 18 ዝኣባላቱ ካቢነ ሚኒስተራት ንምቛም፣ ተወሳኺ ግዜ ከምዘድለዮ ተገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ነቶም 13 ሚኒስተራት ክረቁሕ እ [...]
የመን፣ ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ፣ ልዕሊ 50 ምሩዃት ቀቲለን

የመን፣ ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ፣ ልዕሊ 50 ምሩዃት ቀቲለን

Radio Erena: 02 September 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ ልዕሊ 50 ምሩዃት ኵናት ከምዝቐተቐትሉ ተገሊጹ። እቲ ብሰንበት 1 መስከረም ዝተኻየደ ደብዳብ፣ ኣብ ምዕራባዊ የ [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

Radio Erena: 01 September 2019 ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ብፍላይ ነዛ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉ [...]
ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም

ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም

Radio Erena: 01 September 2019 ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም። እቶም ኣብ ወርሒ ግንቦት 2008 ኣብ ከባቢ ራስ ዱሜራ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ዝተኻየደ ኲና [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስዑዲ ዓረብ ገንዘብ ከምዝተቐበለ ተኣሚኑ

ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስዑዲ ዓረብ ገንዘብ ከምዝተቐበለ ተኣሚኑ

Radio Erena: 01 September 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስዑዲ ዓረብ ገንዘብ ከምዝተቐበለ ተኣሚኑ። ኣልበሽር ብቀዳም 31 ነሓሰ ኣብ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝቐረበሉ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን ናይ ስዑዲ [...]
1 225 226 227 228 229 265 2270 / 2647