Author: Admin

1 222 223 224 225 226 265 2240 / 2647
ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝቕበረሉ ቦታ ንስድራቤቱን መንግስትን የከራኽር

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝቕበረሉ ቦታ ንስድራቤቱን መንግስትን የከራኽር

Radio Erena: 13 September 2019 ስድራቤት ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበን መንግስቲ እታ ሃገር፣ ኣብ ጉዳይ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ኣብ ምክርኻር ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ካብ ዚምባብዌ ሓቢረን። መንግ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 12 September 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ናብ ደሴት ሰኮትራ ተዋፍሮም ከምዘላ ተገሊጹ። ሶኮትራ ፖስት፣ ንስለያዊ ምንጭታት እታ ደሴት ብምጥቃስ ብዘቕረቦ ዜና [...]
ግብጺ ምስ ቱርኪ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበለቶም 16 ኣባላት “ሕውነት ኣስላም” ከምዝኣሰረት ገሊጻ

ግብጺ ምስ ቱርኪ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበለቶም 16 ኣባላት “ሕውነት ኣስላም” ከምዝኣሰረት ገሊጻ

Radio Erena: 12 September 2019 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣባላት ናይቲ "ሽበራዊ ምንቅስቓስ'ዩ" ዝብሎ "ሕውነት ኣስላም" ዝተባህለ ውድብ ምዃኖም ዝገለጾም 16 ሰባት ከምዝኣሰረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ኣብ ዝዘርግ [...]
ብሪጣንያ፣ ንርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ልዕሊ 35 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ብሪጣንያ፣ ንርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ልዕሊ 35 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 12 September 2019 ብሪጣንያ፣ ንመንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ 35 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ክሳብ 2022 ዓመት ምህረት ዝጸንሐ ናይ ሓገዝ መደብ፣ ኣብ ምህናጽን ምርግጋእ ጸ [...]
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም

Radio Erena: 11 September 2019 ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩ ንዘለዉ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ክትቅበል ዘኽእላ መዘክር ትማሊ 10 መስከረም ከቲማ። እቲ ኣብ መን [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንትን መራሒ ተቓዋምን ዘተ ኣካይዶም

ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንትን መራሒ ተቓዋምን ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 11 September 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሚያርዲትን መራሒ ዕጡቕ ተቓዋሚ ሬክ ማቻርን ኣብ ከተማ ጁባ ዘተ ኣካይዶም። እቲ ብዞባዊ ውድብ ኢጋድ፣ "ዘተባብዕ'ዩ" ዝተባህለ ዘተ ክልት [...]
ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ቀዳመይቲ ኮይና

ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ቀዳመይቲ ኮይና

Radio Erena: 10 September 2019 ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ወይ ሳንሱርሺፕ፣ ኣብ ዓለም ቀዳመይቲ ምዃና፣ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል፣ [...]
ዝበዝሑ ተጻወቲ ሃገራት ጋንታ ኤርትራ፣ ብዋሕስ ናብ ናሚብያ ምጋሾም ተገሊጹ

ዝበዝሑ ተጻወቲ ሃገራት ጋንታ ኤርትራ፣ ብዋሕስ ናብ ናሚብያ ምጋሾም ተገሊጹ

Radio Erena: 10 September 2019 ኣብ ገዛእ ሜዳኣ፣ ብናሚብያ 2 ብ1 ዝተሳዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ሎሚ 10 መስከረም ኣብ ናሚብያ ናይ መልሲ ግጥም ከተካይድ'ያ። እታ ሃገራዊት ጋንታ፣ ኣብቲ ኣ [...]
ሕ/ሃ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር’ዩ

ሕ/ሃ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር’ዩ

Radio Erena: 10 September 2019 ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት፣ ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር ምዃኑ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምውህሃድ [...]
ግብጺ፣ ምስ ሱዳን ሓድሽ መድረኽ ዝምድና ክትምስርት ከምእትደሊ ትገልጽ

ግብጺ፣ ምስ ሱዳን ሓድሽ መድረኽ ዝምድና ክትምስርት ከምእትደሊ ትገልጽ

Radio Erena: 10 September 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክሪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ብሰኑይ 9 መስከረም ካርቱም ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደ [...]
1 222 223 224 225 226 265 2240 / 2647