Author: Admin

1 207 208 209 210 211 265 2090 / 2647
ዋሽንግተን፣ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ይውደብ ኣሎ

ዋሽንግተን፣ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ይውደብ ኣሎ

Radio Erena: 04 November 2019 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ፣ ኣቡነ ኣንጠንዮስን ካልኦት ናይ እምነትን ፖለቲካን እሱራትን ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ምድላዋት [...]
ጅቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ዳግም ክግሃሃር ከምዝኽእል ተገሊጹ

ጅቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ዳግም ክግሃሃር ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2019 ኣብ ጅቡቲ፣ ኣንጻር'ቲ ብፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ዝምራሕ መንግስቲ ዝተኻየደ ተቓውሞን ናዕብን፣ ዳግም ክጎሃሃር ከምዝኽእል ተቓወምቲ ውድባት ካብ ፓሪስ ሓቢሮም። እቲ ኣ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ ኣአንጊዳ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ ኣአንጊዳ

Radio Erena: 04 November 2019 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዝኾነ፣ ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ- women's wrestling ተኻይዱ። ኣብቲ ብ31 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ስ [...]
ኤርትራ፣ መማህራን ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ዝስተ ማይ ይጓርቱ

ኤርትራ፣ መማህራን ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ዝስተ ማይ ይጓርቱ

Radio Erena: 03 November 2019 ኣብ ከተማታት ኤርትራ ሕጽረት ማይ ኣጋጢሙሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሞያዊ ስልጠና ዝህባ ኮሌጃት እውን ተመሳሳሊ ሽግር ኣጋጢሙወን ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ዓሌታዊ ግጭት ብዝተሓሓዝ 409 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኢትዮጵያ፣ ምስ ዓሌታዊ ግጭት ብዝተሓሓዝ 409 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 03 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ግርጭት ብዝተኣሳሰረ ልዕሊ 400 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቲ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ንምቅዋም ጀሚሩ ናብ ዓ [...]
‘’ኣብ የመን ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ወተሃደራት ተቐቲሎም’’ ኣል ሑቲ

‘’ኣብ የመን ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ወተሃደራት ተቐቲሎም’’ ኣል ሑቲ

Radio Erena: 03 November 2019 ኲናት የመን ካብ ዝጅምር ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ተቐቲሎም ከምዘለዉ፣ ኣል ሑቲ ገሊጹ። ወሃብ ቃል ኣልሑቲ የሕያ ሳሪያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ልፍንቲ ሃገራት ዓ [...]

ندوة حول حقوق الانسان في ارتريا في مقر الاتحاد الاوروبي في بروكسل

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 1 نوفمبر 2019 تعقد يوم الثلاثاء المقبل ومن الساعة الخامسة مساء وحتى الساعة السابعة مساء ندوة حول حقوق الانسان في [...]
መራሒ ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዩኒቨርስታት እታ ሃገር ምስ ዝምሃሩ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ተማህሮ ተዘራሪቡ

መራሒ ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዩኒቨርስታት እታ ሃገር ምስ ዝምሃሩ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ተማህሮ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 01 November 2019 ወራሲ ዓራት ኣቡ ዳቢን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራትን ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድ፣ ኣብ ዩኒቨርሲታት ኢማራት ንዝመሃሮ ኤርትራውያንንን ኢትዮጵያውያንን ኣዘራሪቡ። ኣገ [...]
መራሒ  ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን፣ ምቛም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክናዋሕ ጸዊዑ

መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን፣ ምቛም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክናዋሕ ጸዊዑ

Radio Erena: 01 November 2019 መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ስምምዕ ሰላም ንዘርእዮ ዘሎ ምድንጓያት ብምንቃፍ ምቓም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ካብቲ ዝተመደበሉ ዕለት ብ ሽዱሽተ [...]
ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ዝመችአት ሃገር ተባሂላ

ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ዝመችአት ሃገር ተባሂላ

Radio Erena: 01 November 2019   ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ቀዳመይቲ ሃገር ተባሂላ። ኣብ ጉዳይ ድሕነት፣ መሰልን ዋንነት ሕሳብ ባንክን ደቂንስትዮ ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ 167 ሃገራት ዝ [...]
1 207 208 209 210 211 265 2090 / 2647