Author: Admin

1 206 207 208 209 210 265 2080 / 2647
“ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሰላም ተስፋታት ኣሎ፣” ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

“ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሰላም ተስፋታት ኣሎ፣” ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 07 November 2019 ካብ 21 ክሳብ 26 ጥቅምቲ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደት ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣሚና መሓመድ፣ ኣብቲ ዞባ ናይ ሰላም ተስፋ ከምዘሎ ገሊጻ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ተቓጺለን

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ተቓጺለን

Radio Erena: 07 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ ክሳብ እውዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ከምዝተቓጸላ ማዕከን ዜና CBN ገሊጹ። መብዛሕተን እተን [...]
ብራስለስ፣ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም

ብራስለስ፣ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም

Radio Erena: 06 November 2019 ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ፣ ንሽወደን ዝወከሉ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ ሰሚናር ኣካይዶም። ኣብቲ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ጋዜጠኛታት፣ [...]
ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ይበጽሕ

ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ይበጽሕ

Radio Erena: 06 November 2019 ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ዑደት ኣካይዱ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ መራሒ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብዘን ሃገራት ዑደት [...]
ቀጠርን ቱርኪን ዝምድንአን ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኽ ተሰማሚዐን

ቀጠርን ቱርኪን ዝምድንአን ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኽ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 06 November 2019 ቱርኪን ቀጠርን፣ ዝጸንሕን ዝምድና ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኹ ከምዝተሰማምዓ ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ትማሊ ሰሉስ [...]
ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 05 November 2019 ኣብ ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዱ ማዕከናት ዜና ካብታ ደሴት ሓቢረን። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ሰልፊ [...]
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ቀሪብሉ

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ቀሪብሉ

Radio Erena: 05 November 2019 ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ዝመጽእ ሰሙን ካብ 11 ክሳብ 13 ሕዳር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ከምዘቕረበሉ ቤት መንግስቲ [...]
ሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራታ ኣብ የመን ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ

ሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራታ ኣብ የመን ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ

Radio Erena: 05 November 2019 ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ካብ ዘሎ ሰራዊታ፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራት ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ። ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋደር ጀነራል ዓምር ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ጋ [...]
Tiling the sea: The Educational Dilemma in Eritrea

Tiling the sea: The Educational Dilemma in Eritrea

Radio Erena: 04 November 2019 Eritrea’s local media outlets give a rosy picture for Education in a country which suffers from youth drain. E [...]

تظاهرة في واشنطن لإطلاق سراح البابا انطونيوس

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 4 نوفمبر 2019 دعت الكنيسة الارثوذكسية المستقلة وهي كنيسة ارترية مستقلة عن الكنيسة الارثوذكسية التي تسيطر عليها ا [...]
1 206 207 208 209 210 265 2080 / 2647