Author: Admin

1 146 147 148 149 150 265 1480 / 2647
ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 17 June 2020 ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኵናት ክህደን ዝጸንሐ፣ ሓደ ካብ ሓለፊ ሚሊሻ ሱዳን ነበር፣ ዓሊ መሓመድ ኮሸብ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዘ ሄግ ናብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ንሱ ብ15 [...]
ኤርትራ፣ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ብወግዒ ሓገዝ ምሕታታ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ብወግዒ ሓገዝ ምሕታታ ተገሊጹ

Radio Erena: 16 June 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ብወግዒ ሓገዝ ከምዝሓተተ ንሓደ ካብ ሓለፍቲ ናይ ወጻኢ ፖሊስ 'ቲ ሕብረት ሎዛር ጃሽክ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኢዩ ኦ [...]
ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊ ቆልዓ ገዚኡ ሰበይቱ ዝገበረ ኢጣልያዊ ጋዜጠኛ፣ ሓወልቲ ክፈርስ ንዝቐረበ ጻውዒት ከንቲባ ሚላኖ ነጺግዎ

ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊ ቆልዓ ገዚኡ ሰበይቱ ዝገበረ ኢጣልያዊ ጋዜጠኛ፣ ሓወልቲ ክፈርስ ንዝቐረበ ጻውዒት ከንቲባ ሚላኖ ነጺግዎ

Radio Erena: 16 June 2020 ሓወልቲ ናይቲ፣ ኣብ እዋን መግዛእቲ ኢጣልያ፣ ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ገዚኡ ሰበይቱ ከምዝገበራ ዝተገልጸ ኢጣልያዊ ኢንድሮ ሞንታኔሊ ከምዘየልግሶ ከንቲባ ከተማ ሚላኖ፣ ጂሰፐ ሳላ ኣፍሊ [...]
ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን

ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 16 June 2020 ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን፣ ቢያትሪስ ካሚሳ፣ ንኣምባሳደር ግብጺ፣ መሓመድ ቓዳሕ፣ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈታ ኣዘራሪባቶ። እታ ሚኒስተር ምስቲ ግብጻዊ ዲፕሎማሰኛ፣ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ

Radio Erena: 16 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህባ ንመግለጺ እቲ ሕብረት ብምጥቓስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ 19 ቢልዮን ብር ወይ ድማ 487 [...]
ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ

ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ

Radio Erena: 15 June 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ስግረዶብ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተኣስሩ ዜጋታት ብዝሖም ካብ ኣሽሓት እንተዘይዛይዱ ኣይውሕድን'ዩ። ኣብረሪ ነፋሪት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ክእሰሩ ግና ዳር [...]
መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 15 June 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ዘተ ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ፣ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ጂ [...]
ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣  ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 15 June 2020 ብሩንዲ፣ ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ዝተረፎ ፕረዚደንት ፒየር ንኩሩንዚዛ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብሃንደበት ድሕሪ ምሟቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ዝተዓወተ ኤቨሪስት ዳይ [...]
ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ብምስኣኖም የማርሩ

ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ብምስኣኖም የማርሩ

Radio Erena: 14 June 2020 ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ብምስኣኖም የማርሩ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ብምኽያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኩሉ ዓይነት መጎዓዝያ ደው ክብል [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ‘ድሕነት መንገዲ ኣየር’ ኢሉ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ውሕስነት ከምዘይብሉ ገሊጹ

ሕብረት ኤውሮጳ ‘ድሕነት መንገዲ ኣየር’ ኢሉ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ውሕስነት ከምዘይብሉ ገሊጹ

Radio Erena: 14 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ‘ድሕነት መንገዲ ኣየር’ ኢሉ ዓመታዊ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ውሕስነት ከምዘይብሉ ገሊጹ። እቲ ጸብጻብ፣ ‘ሸንገን ዞን’ ተባሂለን ኣብ ዝፍለጣ ሃገራት [...]
1 146 147 148 149 150 265 1480 / 2647