Author: Admin

1 145 146 147 148 149 265 1470 / 2647
መንግስቲ ኤርትራ መህነጺ ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕ.ኤ. ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ተነጺጉ

መንግስቲ ኤርትራ መህነጺ ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕ.ኤ. ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ተነጺጉ

Radio Erena: 21 June 2020 መንግስቲ ኤርትራ መህነጺን መጸገኒን ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ፣ እቲ ሕብረት ነጺጉዎ። ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ጉዳያት ወጻኢ ፖሊሲ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም

ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም

Radio Erena: 21 June 2020 ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም ክብል ማዕከን ሓበሬታ ኣናዶሉ ገሊጹ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ኣብ ናይ 20 ሰነ ሕታሙ ኣብ ዘስፈሮ ሓበሬታ፣ ሚኒስ [...]
ኤርትራ፣ ንሓደ ኪሎ ስርናይ 4 ዶላር፣ ንሓንቲ ሊትሮ ዘይቲ ኣስታት 8 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ

ኤርትራ፣ ንሓደ ኪሎ ስርናይ 4 ዶላር፣ ንሓንቲ ሊትሮ ዘይቲ ኣስታት 8 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ

Radio Erena: 19 June 2020 ኤርትራ፣ ኣብ ርእሲ'ቲ ዝጸንሐ ከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገማት፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ከም ዘይትን ሽኮርን ዝኣመሰለ መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ተጸጊሙ ከምዘሎ ነበርቲ ከተማ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

Radio Erena: 19 June 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት፣ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክሳተፉ ወግዓዊ ዕድመ ኣቕሪቡሎም። እቲ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጸጥታ ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ዘዕቝረሉ ኣገባብ ኣመልኪተን ዘካየድኦ ዘተ ብዘይፍረ ተበቲኑ

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ዘዕቝረሉ ኣገባብ ኣመልኪተን ዘካየድኦ ዘተ ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 19 June 2020 ሚኒስተራት ሃብቲ ማይን ሕርሻን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጸሎ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ማይ ዘዕቁረሉ ኣገባብን ብዝምልክተ፣ ካብ 15 ክሳብ 17 ሰነ ዘካየድዎ [...]
“ኡጋንዳ፣ 44 ኤርትራውያን መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ብኮረና ቫይረስ ተለኺፎም” ሚ/ጥዕና

“ኡጋንዳ፣ 44 ኤርትራውያን መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ብኮረና ቫይረስ ተለኺፎም” ሚ/ጥዕና

Radio Erena: 18 June 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኮረና ቫይረስ ካብ ዝተራእየሉ ወርሒ ኣትሒዙ 1197 መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ዤን ሩት ኣሰንግ ኣፍሊጣ። ንሳ ኣብዚ ሳልስቲ' [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ተዓጊተን ንዝርከባ መራኽብ፣ ክትሕግዝ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

ጂቡቲ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ተዓጊተን ንዝርከባ መራኽብ፣ ክትሕግዝ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 18 June 2020 ምስ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ሓያሎ ናይ ጽዕነት መራኽብ ኣብ ክሊ ማያት ዓለምና ተዓጊተን ከምዘለዋ በብእዋኡ ክግለጽ ጸኒሑ'ዩ። መንግስቲ ጂቡቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ዝመላለሳ፣ ኣብ መጻብቦ ባብ [...]

ارتريا تطلب مساعدات من الاتحاد الاوروبي لمكافحة وباء كورونا

كشف عضو مفوضية الشئون الخارجية للاتحاد الاوروبي البرلماني لوتار ياشكي عن طلب ارتريا لمساعدات من الاتحاد الاوروبي بغرض مكافحة وباء كورونا في البلاد. وق [...]
ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ’ዩ ዝተባህለ ጋህሲ ተረኺቡ

ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ’ዩ ዝተባህለ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 17 June 2020 ኣብ ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ'ዩ ዝተባህለ መቓብር እኩብ ሬሳታት ወይ ጋህሲ ከምዝእተረኽበ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ካር [...]
ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

Radio Erena: 17 June 2020 ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ንዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝብል ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዝቲ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]
1 145 146 147 148 149 265 1470 / 2647