Author: Admin

1 148 149 150 151 152 265 1500 / 2647
ድሕሪ ቅትለት ፍሎይድ፣ ህዝብታት ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ዘለዎም ኣጠማምታ እንታይ ይመስል?

ድሕሪ ቅትለት ፍሎይድ፣ ህዝብታት ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ዘለዎም ኣጠማምታ እንታይ ይመስል?

Radio Erena: 10 June 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ፖሊስን ኣኽበርቲ ጸጥታን ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ዘለዎም ኣተሓሕዛ ከመይ ትግምግምዎ? ዜጋታት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ፖሊስን ኣኽበርቲ ጸጥታን ዘለዎም ኣጠማምታ ኸ? ድሕሪ [...]
“ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ፣ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና።” ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሶማል

“ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ፣ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና።” ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሶማል

Radio Erena: 10 June 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ምግሃስ ትቕጽሎ ስለዘላ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣሕመድ ዒሰ ዓዋድ ኣጠንቂቑ። እቲ ሚኒስተር ምስ [...]
ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 09 June 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እናተኸታተለ ጸብጻብ ከቕርብ ዝመዘዞ ፍሉይ ኣካል ወይ special rapporteur ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ዕማሙ ከና [...]
ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ

ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 June 2020 ኤርትራ፣ ሒዛቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር፣ ፋሃድ ካፋየን ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ሚኒስተር ብተወሳኺ፣ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ [...]
የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ

የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 June 2020 ኣብ ደቡባዊ ዞባ ኣብያን፣ ንእትርከብ ከተማ ጃዓር ንምቑጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ የመንን ብሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ከምዝተኻየደ ምንጭታት ዜና የ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ

ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ

Radio Erena: 09 June 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝምሕጸን ደብዳቤ፣ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። [...]
ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ቀቲላቶ

ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ቀቲላቶ

Radio Erena: 08 June 2020 ሰራዊት ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ሰሜን ኣፍሪቃ፣ ዓብደልማሊክ ድሩክደል፣ ኣብ ማሊ ከምዝቐተሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ምክልኻል ፈረንሳ፣ ፍሎረንስ ፓርልይ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ እቲ ንሓያሎ ዓ [...]
ኢትዮጵያ ብግዴታ ዝመለሰቶ ኣብራር ነፋሪት ጂቡቲ፣ “ናብ ጸላኢት ሃገር-ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ

ኢትዮጵያ ብግዴታ ዝመለሰቶ ኣብራር ነፋሪት ጂቡቲ፣ “ናብ ጸላኢት ሃገር-ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ

Radio Erena: 07 June 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ 20 ወርሒ ሚያዝያ ናብ ጅቡቲ ዝመለሶ፣ ጂቡታዊ ኣብራሪ ነፋሪት፣ ኣቐዲሙ ናብ ኤርትራ "ክኸድዕ" መደብ ኔርዎ ዝብል ክሲ ከምዝተመስረተሉ ፓሪስ ዝመደበሮም ተጣበቕ [...]
ኤርትራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝሓዘቶም 120 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ነቶም 62 ፈንያቶም

ኤርትራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝሓዘቶም 120 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ነቶም 62 ፈንያቶም

Radio Erena: 07 June 2020 ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝሓዞም ኣስታት 120 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ነቶም 62 ከምዝፈነዎም ማሕበር ገፈፍቲ ዓሳ የመን ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ኣብ ዝሃቦ ሓበ [...]
ምስ ኮሮና ቫይረስ ብዝተኣሳሰር፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ብዉሑዱ 127 ጋዜጠኛታት ሞይቶም

ምስ ኮሮና ቫይረስ ብዝተኣሳሰር፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ብዉሑዱ 127 ጋዜጠኛታት ሞይቶም

Radio Erena: 07 June 2020 ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ከስፋሕፍሕ ካብ ዝጀመረሉ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ብዉሑዱ 127 ጋዜጠኛታት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ጀኔቫ ዝመደበሩ ፕረስ ኤምብለም ካምፐይን [...]
1 148 149 150 151 152 265 1500 / 2647