Author: Admin

1 129 130 131 132 133 265 1310 / 2647
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ

Radio Erena: 18 August 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብማሕበር ሃገራውያን ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኣፍሪቃ፡ ማለት ኣኖካ፡ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዋሂቡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ሽ [...]
ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም

ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ዝሰልጠኑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ክዋፈሩ’ዮም

Radio Erena: 17 August 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ቀጻሊ ዋሕዚ ናብ ስደት ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ኣብ ሳዋ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ምምህ [...]
ኣንጎላ፣ ደቁ ናይቲ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ብልሽውናን ይምስረተሎም

ኣንጎላ፣ ደቁ ናይቲ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ብልሽውናን ይምስረተሎም

Radio Erena: 17 August 2020 ደቁ ናይቲ ንኣንጎላ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ሆሴ ኢድዋርዶ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ዝርገት ሃብቲ ሃገርን ብልሽውናን ከምዝተመስረተሎም ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ጠበናጁ ንምእካብ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ስርሒት ኣስታት 130 ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ጠበናጁ ንምእካብ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ስርሒት ኣስታት 130 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 August 2020 ሰራዊት መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ራፕ፣ ኣብ ህዝቢ ዝርከብ ጠበናጁ ኣብ ዝእክበሉ ዝነበረ እዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ኣስታት 130 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። እቲ ሰራዊት፣ [...]
ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ዝተኻየደ ዝርርብ ፍረ ኣይተረኽቦን

ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ዝተኻየደ ዝርርብ ፍረ ኣይተረኽቦን

Radio Erena: 16 August 2020 ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ ዘይተጻረየ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ኣብ መንጎ ሕቡራት ሃገራትን ኣልሑቲን ዝተኻየደ ዝርርብ ገና ፍረ ከምዘይተረ [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዘተ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዘተ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 16 August 2020 ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዝርርብ ተቛሪጹ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን [...]
ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ኩንቱዋሪ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ኩንቱዋሪ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 16 August 2020 ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ’ቲ ሰራዊት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ተደጊፉ ኣብ ዘካየዶ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 14 ነሓሰ ፈነወና።

ናይ ሎሚ ዓርቢ 14 ነሓሰ ፈነወና።

https://www.youtube.com/watch?v=eHuoIt_XQPs&feature=emb_title [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራታ ብ75 ሚልዮን ዶላር ክትሕድስ’ያ

ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራታ ብ75 ሚልዮን ዶላር ክትሕድስ’ያ

Radio Erena: 14 August 2020 ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራን መደበር ሓይሊ ኣየራን ንምሕዳስ KBR ምስ ዝተባህለ ኩባንያ ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ውዕል ከቲማ። እቲ ኣመሪካዊ ኩባንያ፣ ነቲ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ነጺጋ

ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ነጺጋ

Radio Erena: 14 August 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ናብ መሬታ ከይኣትዋ ድሕሪ ምኽልካላ፣ ናብ ሱዳን ክምለሳ ተገዲደን። እተን ኣባጊዕ፣ ብመርከብ ተጻዒነን ናብ ስዑዲ ተበጊሰን [...]
1 129 130 131 132 133 265 1310 / 2647