Author: Admin

1 115 116 117 118 119 265 1170 / 2647
ሱዳን፣ ኣስታት 300 ሽሕ ዘይሕጋዊ ጠበናጁን ተተኮስትን ተቓጺሉ

ሱዳን፣ ኣስታት 300 ሽሕ ዘይሕጋዊ ጠበናጁን ተተኮስትን ተቓጺሉ

Radio Erena: 01 October 2020 መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ውልቀሰባት ጸኒሑ ንዝበሎ ኣስታት 300 ሽሕ ጠበናጁን ተተኮስትን ከምዘቃጸለ ኣፍሊጡ። እቲ ጠበናጁን ተተኮስትን፣ ኣብዚ ሰለስተ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ተኣኻኺቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 800 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢታት ግዒዞም

ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ተኣኻኺቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 800 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢታት ግዒዞም

Radio Erena: 02 October 2020 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ ኣብ እትርከብ ወደብ ካሌ ክተኣኻኸቡ ዝጸንሑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢታት ከምዝተወስዱ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣፍሊጡ [...]

العاصمة الفرنسية تشهد اطلاق كتاب ارتريا والشرعية السياسية

اذاعة ارينا الدولية الأخبار: الخميس 1 اكتوبر 2020. ينظم التجمع الارتري في فرنسا يوم السبت الثالث من الشهر الجاري حفل اطلاق كتاب الزميل فتحي عثمان الأ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ከርካሻ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዳህሳስ ወርቂን ነሓሰን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ፣ ከርካሻ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዳህሳስ ወርቂን ነሓሰን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 October 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ከርከሻ፣ ካብ 2018 ኣትሒዙ ኣብ ዳህሳስ ወርቅን ነሓሰን ዝተዋፈረ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን ዝተባህለ ኩባንያ ዘተባብዕ ውጽኢት ምርካቡ [...]
ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ምዕራብን ገማግም ቀይሕ ባሕሪን ኤርትራ ገና ምፍራይ ይቕጽል ምህላዉ ውድብ መግብ ሕርሻን ኣተሓሳሲቡ

ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ምዕራብን ገማግም ቀይሕ ባሕሪን ኤርትራ ገና ምፍራይ ይቕጽል ምህላዉ ውድብ መግብ ሕርሻን ኣተሓሳሲቡ

Radio Erena: 01 October 2020 ካብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ዞባ ቀይሕ ባሕርን ሃገራት ደቡባዊ ኤስያን ብብዝሒ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብተዛማዲ ክዝሕል ይርአ እኳ [...]
ማሊ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳብ ዝምስረት እገዳ ክቕጽል ተኽእሎ ኣሎ ተባሂሉ

ማሊ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳብ ዝምስረት እገዳ ክቕጽል ተኽእሎ ኣሎ ተባሂሉ

Radio Erena: 01 October 2020 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ድሕሪ ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ዕልዋ፣ ካብ 15 ሃገራት ኤኮዋስ እገዳ ተነቢሩላ ዘሎ ማሊ፣ ክልዓል እንተኾይኑ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪመንግስቲ ክምስረት [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 መስከረም 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 መስከረም 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=pkl7N_qd0NU&feature=emb_title [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ንተጻወቲ ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዝኣተዎ ናይ 1 ሚልዮን ዶላር መብጽዓ ክኸፍል  ጻውዒት ቀሪብሉ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ንተጻወቲ ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዝኣተዎ ናይ 1 ሚልዮን ዶላር መብጽዓ ክኸፍል ጻውዒት ቀሪብሉ

Radio Erena: 30 September 2020 ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝናኣድ ውጽኢት ንዘመዝገበት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዝኣተዎ ናይ 1 ሚልዮን ዶላር መብጽዓ ክኸፍል [...]
ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞታት ኣማኢት ተኣሲሮም

ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞታት ኣማኢት ተኣሲሮም

Radio Erena: 30 September 2020 ኣብ ግብጺ፣ ካብ 20 ክሳብ 27 መስከረም፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣልሲሲ ዝቐንዐ ተቓውሞታት፣ ኣማኢት ሰባት ከምዝተኣስሩ ተጣበቕ [...]
محادثات سعودية ارترية بشأن اطلاق سراح عدد من مخالفي قانون الاقامة السعودي

محادثات سعودية ارترية بشأن اطلاق سراح عدد من مخالفي قانون الاقامة السعودي

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 29 سبتمبر 2020 أفادت مصادر دبلوماسية من العاصمة السعودية لإذاعة إرينا بأن وزارتي الخارجية في كل من الرياض [...]
1 115 116 117 118 119 265 1170 / 2647