Author: Admin

1 116 117 118 119 120 265 1180 / 2647
ናይ ሎሚ ሰሉስ 29 መስከረም 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 29 መስከረም 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=xtCk4SHg97s&feature=emb_title&fbclid=IwAR2ltjR2RUXAisOAP3I0nWNHk1ipFSEeS_81OOblsCfbG78rZyAX3kFw4GU [...]
ኢትዮጵያ፣ 45 ሰበ ስልጣን ክልል ቤኒሻኒጉል ጉምዝ ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

ኢትዮጵያ፣ 45 ሰበ ስልጣን ክልል ቤኒሻኒጉል ጉምዝ ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

Radio Erena: 29 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ክሰርሑ ዝጸንሑ 45 ሰበ ስልጣን፣ ብ28 መስከረም ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ተፈሊጡ። ምስጓግ ናይቶም ሰበ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም እትርከብ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ምስ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ትዝቲ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም እትርከብ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ምስ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ትዝቲ

Radio Erena: 29 September 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ፣ ዶብ የመን ሰጊሮም ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ወይ ኢቓማ ዝወደቆም እሞ ብፖሊስ ተታሒዞም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ናይ ምም [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን፣ ደሴት ሰኮትራ፣ ሚሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ምህላዋ ተቓሊዑ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን፣ ደሴት ሰኮትራ፣ ሚሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ምህላዋ ተቓሊዑ

Radio Erena: 29 September 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ደሴት ሰኮትራ፣ ምሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ከምዘላ፣ መርበባት ዜና ሓቢረን። ኣብዚ ቀረባ እዋን፣ ኣስታት 100 ዝኾኑ ሚሊሻ፣ ብመርከብ ተጻዒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። ናይቲ ኣብ መተከል፣ ከባቢ ናጉር፣ ኣብ እትርከ [...]
ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ግጭት ሓያሎ  ቆሲሎም

ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ግጭት ሓያሎ ቆሲሎም

Radio Erena: 28 September 2020 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ ዝርከብ ምምሕዳር ካሌ፣ ኤርትራውያን ንዝከርብዎም ኣስታት 1200 ሓተቲ ዑቕባ፣ ናይ መግቢ ሓገዝ ዝህባ ትካላት ግብረ ሰናይ፣ ደው ከብልኦ ንዘውጽኦ መምርሒ ተ [...]
ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጂቡቲ ተመሊሶም

ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጂቡቲ ተመሊሶም

Radio Erena: 28 September 2020 ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ጂቡቲ ከምዝተመልሱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ኣፍሊጡ። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ናብ [...]
ኣመሪካ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 38 ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ ተማሃሮ ዝወሃብ ቪዛ ካብ 2 ዓመት ክሓልፍ ከምዘይብሉ ወሲና

ኣመሪካ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 38 ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ ተማሃሮ ዝወሃብ ቪዛ ካብ 2 ዓመት ክሓልፍ ከምዘይብሉ ወሲና

Radio Erena: 28 September 2020 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 38 ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ ተማሃሮ ዝወሃብ ቪዛ ካብ 2 ዓመት ክሓለፍ ከምዘይብሉ ወሲኑ። እቲ ምምሕዳር፣ በዚ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዘ [...]
ኣብ ትሕቲ ይኣክል ዝተጠርነፋ ከተማታት ሕ.መ.ኣ. ብዕለት 25- 26 መስከረም 2020 ጉባኤ ኣካዪደን

ኣብ ትሕቲ ይኣክል ዝተጠርነፋ ከተማታት ሕ.መ.ኣ. ብዕለት 25- 26 መስከረም 2020 ጉባኤ ኣካዪደን

Radio Erena: 27 September 2020 ኣብ ትሕቲ ይኣክል ዝተጠርነፋ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብመገዲ ወከልተን ብዕለት 25 26 መስከረም 2020 ጉባኤ ኣካዪደን። እቲ ኣብ ትሕቲ " ውሁድ ስራሕ ፣ ውሑስ መጻኢ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 27 September 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ኣምስተርዳም ዝመደበሩ ትካል ንሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራውያን ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ [...]
1 116 117 118 119 120 265 1180 / 2647