Author: Admin
ናይ ሎሚ ሰኑይ 05 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 05 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=BIjewrNHIH8&feature=emb_title [...]
ህዝቢ ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ንኻልኣይ እዋን ኣይፋል ንናጽነት ኣድሚጹ
Radio Erena: 05 October 2020
ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ካብ ፈረንሳ ናጻ ክትከውን ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ህዝባ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ረፈረንዱም፣ እቲ 53.26% ኣካል ፈረንሳ ኮይኑ ክነብር ከምዝደሊ ኣድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ልዕሊ 500 ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: 05 October 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ናዕብን ዕግርግርን ከለዓዕሉ ይኽእሉ'ዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ልዕሊ 500 ሰባት ከምዝተኣስሩ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን።
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ [...]
ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ምኽታም ስምምዕ ሰላም ሱዳን፣ ኤርትራ ተገሊላ
Radio Erena: 04 October 2020
ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ወገናትን፣ ስምምዕ ሰላም ተኸቲሙ።
ኣብቲ ትማሊ ቀዳም 3 ጥቂምቲ 2020፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ፣ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም፣ መራሕቲ [...]
ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓልሉ መበል 7ይ ዓመቱ ይዝከር
Radio Erena: 03 October 2020
ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል ሻውዓይ ዓመት ናይቲ ህጻናት፣ ነፍሰጾራትን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ይዝክር [...]
Open Mic: 1st Conference of Bayto Yiakl USA
Radio Erena: 03 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=ZNe88oXiWRA&feature=emb_title [...]
ኣመሪካ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝወቐሰተን ኤርትራ እትርከበን 9 ሃገራት፣ ሓገዝ ከምዘይትገብረለን ኣፍሊጣ
Radio Erena: 02 October 2020
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኤርትራ እትርከበን ትሽዓተ ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝተዋፈራ ምዃነን ወቒሱ።
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ኣብቲ ብ1 ጥቅምቲ፣ ናብ ጸሓፉ ጉዳ [...]
Power to the Youth
Radio Erena: 02 October 2020
Teenagers and young adults have a history of driving social change.
In New York in 1899 a newsboy named Kid Blink [...]
ሶማል፣ ኣብዘን ዝቕጽላ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 2.1 ሚልዮን ህዝቢ ስእነት መግቢ ከንጸላልዎ ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 02 October 2020
ኣብ ሶማል፣ ካብ ወርሒ ጥምቅቲ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዘሎ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 2.1 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ፣ ስእነት መግቢ ከንጸላልዎ ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
[...]