Author: amanuel

1 83 84 85 86 87 234 850 / 2331
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብሕቡእ ናይ ኮቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዝገለጸት ጋዜጣ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ ተፈሪዳ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብሕቡእ ናይ ኮቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዝገለጸት ጋዜጣ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ ተፈሪዳ

Radio Erena: 11 April 2023 ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሰቨኒ፣ ብሕቡእ ናይ ክቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዘቃልሐት ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር፣ 300 ሚልዮን ሺሊንግ እታ ሃገር ወይ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 10 April 2023 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ከምዝተመሓላለፈ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህሉው [...]
ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: 07 April 2023 Radio Erena · ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023   [...]
ሩስያ፣ ሰለስተ ዓበይቲ ናይ ብሕቲ ኩባንያታት ልኣኽቲ ኣእካል ስርሐን ደው ከምዘብላ ኣፍሊጠን

ሩስያ፣ ሰለስተ ዓበይቲ ናይ ብሕቲ ኩባንያታት ልኣኽቲ ኣእካል ስርሐን ደው ከምዘብላ ኣፍሊጠን

Radio Erena: 07 April 2023 ኣብ ሩስያ፣ ኣብ ምእካብን ምልኣኽን ስርናይ ዝርከቦ ኣእካል ናብ ዕዳጋ ዓለም ተዋፊረን ዝጸንሓ ሰለስተ ዓበይቲ ናይ ብሕቲ ኩባንያታ ስርሐን ደው ከምዘብላ ኣፍሊጠን። እተን ካርጂል፣ [...]
ሶማልን ኩባን፣ ድሕሪ 46 ዓመታት ዳግም ዝምድና መስሪተን

ሶማልን ኩባን፣ ድሕሪ 46 ዓመታት ዳግም ዝምድና መስሪተን

Radio Erena: 07 April 2023 ሶማል፣ ድሕሪ 46 ዓመታት ምስ ኩባ ዳግም ዝምድና ከምዝመስረተት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ኣብሺር ዑመር ጃማ፣ ብ4 ሚያዝያ ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ መል [...]
ሰራሕተኛታት ብመንግስቲ ናይ ዝውነና ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ጸዊዖም

ሰራሕተኛታት ብመንግስቲ ናይ ዝውነና ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ጸዊዖም

Radio Erena: 07 April 2023 ሰራሕተኛታት ናይቲ ብመንግስቲ ዝውነን ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ከምዝጸውዑ ራድዮ ዳባንጋ ሓቢራ። እቲ ካብ ኤውሮጳ እትፍኖ ራድዮ ኣብ ጸብጻባ፣ [...]
ሱዳንን ግብጽን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን

ሱዳንን ግብጽን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን

Radio Erena: 06 April 2023 ሱዳንን ግብጽን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከምዘካየዳ መርበባት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። እቲ ካብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ፣ ኣብ ፖርት ሱዳን ዝተኻየደ ሓባራዊ [...]
ቻይና፣ ሓድሽ ህንጻ ኢጋድ ኣብ ጂቡቲ ብሓገዝ ክትሃንጽ’ያ

ቻይና፣ ሓድሽ ህንጻ ኢጋድ ኣብ ጂቡቲ ብሓገዝ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 06 April 2023 መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ሓድሽ ህንጻ ቤት ጽሕፈት ኢጋድ፣ ብሓገዝ ክሃንጽ'ዩ። እቲ ኣስታት 45 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሓድሽ ህንጻ፣ ኣብ 12 ሽሕ ትርቢዒት ሜትሮ ከምዝህነጽ' [...]
ፈረንሳ፣ ብበዓል ቤታ ንዝተቐትለት ኤርትራዊት ነፍሰ-ጾርን ኣደ 3 ቆልዑን ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ

ፈረንሳ፣ ብበዓል ቤታ ንዝተቐትለት ኤርትራዊት ነፍሰ-ጾርን ኣደ 3 ቆልዑን ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 06 April 2023 ኣብ ድሮ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ብበዓል ቤታ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ተደፊኣ፣ ጸዲፋ ንዝሞተት ሓዳስ ዝተባህለ ኤርትራዊት ኣደ ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ናይ ዝኽሪ ሰልፊ፣ [...]
መበል 90 ዓመት ልደቱ ዝጸንበለ ፕረዚደንት ካሜሮን፣ ኣብ 2025 ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ  ተገሊጹ

መበል 90 ዓመት ልደቱ ዝጸንበለ ፕረዚደንት ካሜሮን፣ ኣብ 2025 ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 05 April 2023 ንካሜሩን ን40 ዓመታት ዝመርሐን ዝሓለፈ ወርሒ መበል 90 ዓመት ልድቱ ዝጸንበለን፣ ፕረዚድንት ፓል ቢያ፣ ኣብ 2025 ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣሚተ [...]
1 83 84 85 86 87 234 850 / 2331