Author: amanuel
ኤምባሲ ኤርትራ – ሪያድ፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ንዝደልዩ ኤርትራውታን ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ
RADIO ERENA - Wednesday, 13 March 2024
ኣብ ሪያድ ዝመንበሩ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ መንበሪ ፍቓድ ከሕድሱ ንዘይክእሉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ኤምባሲ፣ ካብ [...]
السفارة الإرترية في السعودية تطلب من المواطنين الراغبين في العودة النهائية إلى إرتريا تسجيل بيانتهم في السفارة
إذاعة إرينا الدولية : 13.03.2024
طلبت السفارة الارترية في المملكة العربية السعودية من الإرتريين الراغبين بالعودة إلى ارتريا ، والذين لم يتمكنو [...]
إرتريا تقوم بتدريب ست رياضيات في كينيا لتحسين أدائهن في أولمبياد باريس
إذاعة إرينا الدولية 12.03.2024
أفادت الشبكة العالمية لألعاب القوى أن إريتريا قامت بتدريب ستة لاعبات في كينيا لتعزيز قدراتهن الرياضية
وتتراوح أع [...]
ሱዳን: ጻውዒት ምቁራጽ ተጻብኦ ኣብ ‘ጾመ -ሮመዳን’
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ወርሒ ጾም 'ሮመዳን' ጀሚርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ጾምን ጸሎትን ከሕልፍዎ እዩ ሃይማኖቶም ዝእዝዞም::
ነዚ ንምትግባር [...]
ሕማም ዓሶ: ኣውራ ቀታሊ ሕማም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን ኮይኑ ይቕጽል
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ሓደ ካብ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማማትን ቀታልን እዩ::
ኣብ 2021 ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ፣ ኣብታ ዓመት 'ቲኣ 9 [...]
ሽወደን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ካብ ምምሕዳር ስቶኮልም ሓገዝ ከምዘይረክብ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ንፌስቲቫል ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ደገፍ ክስሕቦ ምኳኑ 'ዳገንስ ኒሄተር' ንዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቃስ ራድዮ ሽወደን ትግርኛ ሓቢራ።
ዝሓለፈ ዓ [...]
ሶማል፡ ብቱርኪ ዝሰልጠኑ ኣማኢት ወትሃደራዊት ተመሪቖም
RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024
ብቱርኪ ክስልጣኑ ዝጸንሑ ኣማኢት ወትሃደራት ሶማል ተመሪቖም።
እቶም ብ07 መጋቢት ዝተመረቑ ወትሃደራት ሶማል፡ ኣካል 'ቲ ዝቐውም ዘሎ ሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ኮይኖም ከምዘገልግ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከባቢ ዲጋ ተሃድሶ ዝተዋፈሩ ልዕሊ 246 ሰራሕተኛታት ብዕጡቓት ኣምሓራ ተጨውዮም
RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ደቡብ፡ ዞባ ጋርዱላ፡ ኣብ መዓልታዊ ስርሓ ዝነጥፉ ዝነበሩ ልዕሊ 246 ሰባት ብዕጡቓት ኣምሓራ ከምዝተጨዩ ተሓቢሩ።
እቶም ኣብ ዞባ ጋርዱላ ዝተጨውዩ [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ኦሊምፒክስ ፓሪስ ዝሓሸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ሽዱሽተ ደቂንስትዮ ኣትሌታት ኣብ ኬንያ ኣሰልጢና
RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024
ኤርትራ፡ ዓቕሚ ኣትሌታት ደቂንስትዮ ንምዕባይ፡ ሽዱሽተ መንእሰያት ኣብ ኬንያ ከምዘሰልጠነት መርበብ ሓበሬታ ዎርልድ ኣትሌቲክስ ሓቢሩ።
እተን ካብ ወርሒ ሕዳር 2023 ኣትሒ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 10 March 2024
Radio Erena · ሰንበት 10 መጋቢት 2024
[...]