Author: amanuel

1 449 450 451 452 453 538 4510 / 5373
መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም

መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም

Radio Erena: 21 February 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ስዒድ ዓብዱላሂ ዳኒን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑን [...]
ኡጋንዳን ርዋንዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣን ንምሕዳስ ሎሚ ስምምዕ ክኽትማ’የን

ኡጋንዳን ርዋንዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣን ንምሕዳስ ሎሚ ስምምዕ ክኽትማ’የን

Radio Erena: 21 February 2020 ፕረዚደንታት ኡጋንዳን ርዋንዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ክልቴን ሃገራት ዳግም ንምሕዳስ፣ ሎሚ ዓርቢ 21 ለካቲት ስምምዕ ክኽትሙ'ዮም። ኣብቲ ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዝ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 21 February 2020 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ጀነራል ኣደም መሓመድ ዝምራሕ ላዕዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዘካየደ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓ [...]
“ 10% ካብ ህዝቢ ኤርትር ኣብ ስደት’ዩ ዝነብር “

“ 10% ካብ ህዝቢ ኤርትር ኣብ ስደት’ዩ ዝነብር “

Radio Erena: 20 February 2020 ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዝቕጽል ዘሎ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ሕሱም መነባብሮ ምልኪን፣ ስደተ ኤርትራውያን ግኑን ተርእዮ ምዃኑ ሁማን ራይስት ዎች ገሊጹ። እቲ ኣህ [...]
ልዕሊ 30 ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ

ልዕሊ 30 ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ

Radio Erena: 20 February 2020 ልዕሊ 30 ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሃገራት ኣፍሪቃን ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ኣብ ጉዳይ ሽበራን ጸጥታን ብምትኳር ካብ 18 [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ

Radio Erena: 20 February 2020 ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዘስፋሕፈሐ ሚኒስተሪ ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ውህሉል ዕዳ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ልዕሊ 583 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ውህሉል ዕዳ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ልዕሊ 583 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 20 February 2020 ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለወን ውህሉል ዕዳ 583 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ቅ [...]
ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 19 February 2020 ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምምስራት ብረታዊ ቃልሲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ውድብ፣ ኣብቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዘቕረቦ ጻ [...]
ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ተመሊሶም

ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ተመሊሶም

Radio Erena: 19 February 2020 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሓዝዎም ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ከምዝመለስዎም ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት IOM ኣፍሊጡ። ኣብዚ ወርሒን ክልተ ሰ [...]
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ

Radio Erena: 18 February 2020 ንዋና ኣሰናዳኢ ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ብጸባን እንቛቑሖም ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ብቤት ፍርዲ ዓዲ እንግሊዝ ገበነኛ ተባሂሉ። እቲ ያቖብ ገብረመድህን ዝተባህለ ኤርትራ [...]
1 449 450 451 452 453 538 4510 / 5373