Author: amanuel

1 266 267 268 269 270 535 2680 / 5349
ሓሙሽተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተረቝሖም

ሓሙሽተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተረቝሖም

Radio Erena: 29 November 2021 ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ' ካብ ዝተረቑሑ 15 ተቐዳደምቲ፣ እቶም ሓሙሽተ ኤርትራውያን ምዃኖም ተፈሊጡ። ብኣቦመንበርነት 5 ግዜ ተሸላሚ ብጫ ማልያ ቱር ዲ ፍ [...]
ጃፓን፣ ድሕነት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ዜጋታታ ንምውሓስ፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

ጃፓን፣ ድሕነት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ዜጋታታ ንምውሓስ፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

Radio Erena: 29 November 2021 ጃፓን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከጋጥም ካብ ዝኽእል ሓደገኛ ኩነታት፣ ድሕነት ዜጋታታ ንምውሓስ፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ናብ ጂቡቲ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን፣ ኢ [...]
ኢትዮጵያ፣ ከንቲባ ናይታ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ከተማ ደብረብርሃን ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ጥርጣር ከምዝተኣስረ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ከንቲባ ናይታ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ከተማ ደብረብርሃን ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ጥርጣር ከምዝተኣስረ ተሓቢሩ

Radio Erena: 29 November 2021 ኵናት ትግራይ ናብ ከባቢ ሰሜን ሸዋ ኣስፋሕፊሕሉ፣ ናብ ከባቢ ከተማ ደብረብርሃን ተጸግዒሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንከንቲባ እታ ከተማ፣ ኣቶ ደስታ ኣንዳርጌ ምስ ህወ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ሽዱሽተ ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ገሊጻ

ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ሽዱሽተ ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ገሊጻ

Radio Erena: 28 November 2021 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብቀዳም 27 ሕዳር፣ ኣብ ከባቢ ዶብ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ሽዱሽተ ወትሃደራት ሱዳን ከምዝተቐትሉ መንግስቲ ሱዳን ገሊጹ። 'ኣብ ከባቢ ኣልፋሽጋ፣ ምህ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም። እቶም ኣባላት ካቢኔ፣ ኣመሓደ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ከምዝበለ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ፕሮግራም መግቢ ዓለም ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዓርቢ 2 [...]
ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ

ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዘሎ ማእከላይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት፣ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ም [...]
ጂቡቲ፣ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕራ ንምዕባይ ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ሸሚታ

ጂቡቲ፣ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕራ ንምዕባይ ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ሸሚታ

Radio Erena: 25 November 2021 ሓይሊ ባሕሪ ጂቡቲ፣ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ኣርባዕተ ዘመናውያን መራኽብ ኵናት ከምዝዓጠቐ ተገሊጹ። እተን መራኽብ ብ22 ሕዳር ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣብ ዝኣተዋሉ፣ ፕረዚደንት እስማዒል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎም ብዝብል ጥርጣረ ንዝተታሕዙ ሰባት ፈንዩ’ ብዝብል ክሲ ንኣዛዚ ፖሊስ ደብረብርሃን ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎም ብዝብል ጥርጣረ ንዝተታሕዙ ሰባት ፈንዩ’ ብዝብል ክሲ ንኣዛዚ ፖሊስ ደብረብርሃን ኣሲሩ

Radio Erena: 25 November 2021 ኵናት ትግራይ ናብ ከባቢ ደብረብርሃን ከምዝተጸግዐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ኮማንደር ታየ ሃብተጊዮርጊስ ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎ ብ [...]
‘ፈረንሳ፣ ገማግም ባሕራ መቓብር ብጀላቡ ናይ ዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክትከውን ኣይንሓድጋን ኢና።’ ፕረዚደንት ማክሮን

‘ፈረንሳ፣ ገማግም ባሕራ መቓብር ብጀላቡ ናይ ዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክትከውን ኣይንሓድጋን ኢና።’ ፕረዚደንት ማክሮን

Radio Erena: 25 November 2021 ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ ካብ ጎማ ብዝተሰርሓ ጀላቡ ተጠቒሞም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ፈቲኖም ናይ ዝጥሕሉ ሰባት መቓብር ክኸውን ኣይንፈቅድን ኢና ክብል ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን [...]
1 266 267 268 269 270 535 2680 / 5349