Author: amanuel

1 231 232 233 234 235 241 2330 / 2404
ኤርትራ፣ ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና ተሓቢሩ

Radio Erena: 27 April 2021 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ታዛንያን ኡጋንዳን ካብ ዝተኻየደ ግጥማት ሴካፋ ዝቦኸረት ኤርትራ፣ ካብ 3 ክሳብ 18 ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ውድድር ሴካፋ ሲንየር [...]
ሶማል፣ ፕረዚደንት ፋርማጆ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ሞቛድሾ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ሶማል፣ ፕረዚደንት ፋርማጆ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ሞቛድሾ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 27 April 2021 ኣብ 8 ለካቲት 2021፣ ስልጣኑ ዘብቕዐ ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፣ ብዘይ ምርጫ ንክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ መጥቃዕታት ተ [...]
ኤርትራ፡ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፡ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 26 April 2021 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። እቶም ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ [...]
ሱዳን፣ ምህናጽ ናይቲ ኣብ ክሊ ናይል ዝርከብ ክልተ ዲጋታት ደው ክብል ወሲና

ሱዳን፣ ምህናጽ ናይቲ ኣብ ክሊ ናይል ዝርከብ ክልተ ዲጋታት ደው ክብል ወሲና

Radio Erena: 26 April 2021 ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ኣብ ዝዳወብ፣ ሰሜናዊ ዞባ፣ ኣብ ክሊ ናይል እትሃንጾ ዝነበረት ክልተ ዲጋታት፣ ደው ክብል ከምዝተወሰነ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሱዳን ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ብ2 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ኣጣዩ፣ ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 ከምዝበጽሕ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ኣጣዩ፣ ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 ከምዝበጽሕ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ኣጣዩ፣ ኣብ 16 ሚያዝያ፣ ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 200 ከምዝበጽሐ፣ ሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብቲ ዝሓ [...]
ኤርትራ፣ ብፈኮስቲ ሲቪላዊ ገበናት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ናብ ታዕሊም ይወርዱ

ኤርትራ፣ ብፈኮስቲ ሲቪላዊ ገበናት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ናብ ታዕሊም ይወርዱ

Radio Erena: 26 April 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ከም ስርቂ፣ ባእሲን ካልእን ዝኣመሰለ ፍኵስ ዝበለ ሲቪላዊ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ናይ ገበን እሱራት፣ ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወርዱ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። [...]
The Electric Services Authority Demands high Payments of Arrears

The Electric Services Authority Demands high Payments of Arrears

Radio Erena: 24 April 2021 The local electric authority in Asmara ‘Sedao’ is pressing the families to pay services arrears. Despite the over [...]
ኤርትራ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ

ኤርትራ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ

Radio Erena: 23 April 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኩሉ ንጥፈታት ተዓጽዩ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ውህሉል ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ ምህላወን ተሓቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ብጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ክትዝቲ ከምእትደሊ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ብጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ክትዝቲ ከምእትደሊ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 April 2021 ሱዳን፣ ብጉዳይ እቲ ምስ ኢትይጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ክትዝቲ ከምእትደሊ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ሱዳን፣ 'ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስልታዊ ዝም [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ዕጡቓት ቤንሻንጉል፣ 25 ሽሕ ህዝቢ ንዝነብሮ ከባቢ ተቖጻጺሮም

ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ዕጡቓት ቤንሻንጉል፣ 25 ሽሕ ህዝቢ ንዝነብሮ ከባቢ ተቖጻጺሮም

Radio Erena: 23 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ክልላት ኣጋጢሙ ብዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ንዝቐሳቐሱ ዕጡቓት፣ ደሴሌ ንዝተባህለ ከባቢ ከምዝተቖጻጸሩ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣፍ [...]
1 231 232 233 234 235 241 2330 / 2404