Author: amanuel

1 154 155 156 157 158 243 1560 / 2424
ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ

ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ

Radio Erena: 28 June 2022 ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ፣ ኣብ ገዛ ተወሺቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ብናይ ትዊተር ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፣ [...]
ዩጋንዳ፣ መማህራን ወሰኽ ደሞዝ ዝጠልብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ

ዩጋንዳ፣ መማህራን ወሰኽ ደሞዝ ዝጠልብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ

Radio Erena: 28 June 2022 ኣብ ዩጋንዳ ወሰኽ ደሞዝ ዝጠለበ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ይካየድ ኣሎ። ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላልፎኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ማሕበር መማህራን ዩጋንዳ ዝወደቦ እቲ ስራሕ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ይኸስስ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ይኸስስ

Radio Erena: 28 June 2022 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ሱዳን ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዝሓዞም ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ከሲሱ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣብ ዘውጸኦ መ [...]
ዝበዝሓ ክፍላተ ሰራዊት ኤርትራ ጽዑቕ ታዕሊም የካይዳ ኣለዋ

ዝበዝሓ ክፍላተ ሰራዊት ኤርትራ ጽዑቕ ታዕሊም የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 27 June 2022 ዝበዝሓ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ታዕሊም ተጸሚደን ከምዘለዋ ተፈሊጡ። ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ብዝልኣኽዎ ሓበሬታ መሰረት፣ ብዘይካ'ተን ኣብ ተጠንቀቕ [...]
ኣዴታት ሱዳን፣ ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጎነጽ ደው ከብሉ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይደን

ኣዴታት ሱዳን፣ ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጎነጽ ደው ከብሉ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይደን

Radio Erena: 27 June 2022 ብደቂንስትዮ ሱዳን ዝተወደበ፣ ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጎነጽ ደው ከብሉ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ብ25 ሰነ ኣብ ካርቱም፣ ከባቢ ኡምዱርማን [...]
ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ብሃንቀውታ ክጽበይዎ ዝወርሑ፣ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2022፣ ብዓወት መርሃዊ ቅዱስ ተፈጺሙ

ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ብሃንቀውታ ክጽበይዎ ዝወርሑ፣ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2022፣ ብዓወት መርሃዊ ቅዱስ ተፈጺሙ

Radio Erena: 27 June 2022 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2022 ብዓወት ተቐዳዳማይ ኣሜሪካዊት ዎርልድ ቱር ቲም EF Education-EasyPost መርሃዊ ቅዱስ ተፈጺሙ። ኣብ'ቲ ብሰንበት 26 ሰ [...]
The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy

The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy

Radio Erena: 24 June 2022 On June 20, Eritreans observed with due honor the Martyrs’ Day. A solemn commemoration evoking a national saga of exe [...]
‘ሃረር’ ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራእያ

‘ሃረር’ ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራእያ

Radio Erena: 24 June 2022 'ሃረር' ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተራእየት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እታ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብ15 ሰነ ናብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተጸገዐት ዘረጋገጹ እቶም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኣስታት 900 ኩባንያታት ዕደና ፍቓድ ከምዝሰረዘ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኣስታት 900 ኩባንያታት ዕደና ፍቓድ ከምዝሰረዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 June 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቦታት እታ ሃገር፣ ዳህሳስን ኩዕታን ነዳዲን ጋዝን ዝርከቦ ማዕድናት ከካይዳ ዝጸንሓ፣ ኣስታት 900 ናይ ወጻኢን ውሽጢ ሃገርን ኩባንያታት ፍቓድ ከ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ካብ ዝተጀመረ ዘተ ሱዳን ከምዘይስሓበ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ካብ ዝተጀመረ ዘተ ሱዳን ከምዘይስሓበ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 23 June 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ መሰጋገሪ ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳንን ፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንምቕርራብ፡ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ወይ ትሮይካ ዝተጀመረ ዘተ ከም [...]
1 154 155 156 157 158 243 1560 / 2424