Author: amanuel
ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ምትእትታዋት ከምዘይድግፍ ዝገለጸ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ሱዳን ይሳተፍ ኣሎ
Radio Erena: Thursday, 13 July 2023
ጉዳይ ሱዳን ብዘተ ንምፍታሕ ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ምትእትታዋት ከምዘይድግፍ ዝገለጸ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት [...]
ሶማል፣ 30 ተሳፈርቲ ጽዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ነፈሪት፣ ኣብ ከባቢ ሞቛድሹ ኣብ ዝርከብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ወዲቃ
Radio Erena: 12 July 2023
ኣብ ሶማል፣ 30 ተሳፈርቲ ጽዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት፣ ኣብ ከባቢ ከተማ ሞቛድሹ ኣብ ዝርከብ፣ ኣህጉራዊ መዓርፎ ዓደን ዓደ ከምዝወደቐት ተሓቢሩ።
እታ ብ11 ሓምለ ካብ ጋሮወ ና [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብአ ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝነጸገ ሰራዊት መንግስቲ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ቀጺሉ
Radio Erena: 12 July 2023
ኣብ ጉዳይ ሱዳን ብምትኳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተጋብአ ፍሉይ ዋዕላ ዝነጸገ፣ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት መንግስቲ፣ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ፈጣን ሓይልታት ናይ ነፈርቲ [...]
ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ኣብ ጀርመን ዝዕደል ስልማት ጆርጅ ኤልዘር ተዓዊታ
Radio Erena: 11 July 2023
ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ተዓዋቲት ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር (Georg Elser Prize) 2023 ምዃና ፔን ኤርትራ ኣፍሊጡ።
ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር፡ ንዝኽሪ፡ ነቲ 193 [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ንምዝታይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም
Radio Erena: Tuesday, 11 July 2023
መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ንምዝታይ፣ ትማሊ ሰኑይ 10 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም።
መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣ [...]
‘ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ጻዕርታት ከይምዘይትድግፍ ኣፍሊጣ’
Radio Erena: Tuesday, 11 July 2023
ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዞባዊ ይኹን ኣህጉራዊ ጻዕርታት ከምዘይትድግፍን ከምዘይትሳተፍን ኣፍሊጣ ክብል፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምክሪ ሱዳን፣ ማሊክ ኣ [...]
‘እዛ ናይ ጊሰን ፌስቲቫል ሲ እንቛዕ ደኣ ተኻየደት።’
Radio Erena: Monday, 10 July 2023
https://www.youtube.com/watch?v=mBAiEfcTonI [...]
ኣብ የመን ተዓጊታ ዝጸንሐት መርከብ ናይ ምእላይ መስርሕ ብጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ
Radio Erena: Monday, 10 July 2023
ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ክሊ ባሕሪ የመን፣ ን10ዓመታት ኣብ ሰንፈላል ዝጸንሐት 'FSO Safer' ዝተባህለት መርከብ ንምእላይ ዝጀመሮ ተበግሶ፡ ብጽቡቕ ይሰላሰል ከም ዘሎ ሕቡራት [...]
ሶማል፣ ብርክት ዝበለ መዓስከራት ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር መንግስቲ ከምዝኣተወ ተገሊጹ
Radio Erena: Monday, 10 July 2023
ኮማንዶ ኣባላት ሰራዊት ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፡ ብርክት ዝበለ ናይ ኣልሸባብ መዓስከራት ከም ዝተቖጻጸሩ ተሓቢሩ።
ኣብ ቱርኪ ከም ዝሰልጠኑ ዝንገረሎም 'ጎሮር' ዝተባህ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ምስ ናይጀርያዊ ኩባንያ ሰሜንቶ ዳንጎተ ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዕዳ ተለዋዊጡ
Radio Erena: Monday, 10 July 2023
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይጀርያ ብሰንኪ ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ተዓጊትዎ ዝጸንሐ ኣስታት 100 ሚልዮን ዶላር፡ ምስቲ ኣብ ተመስሳሊ ጸገም ገንዘቡ ኣብ ኢትዮጵያ ተታሒዙ [...]