Author: amanuel

1 111 112 113 114 115 245 1130 / 2450
ኡጋንዳ፣ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ፣ ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር፣ ውዕል ምህናጽ መንገዲ ባቡር ሰሪዛ

ኡጋንዳ፣ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ፣ ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር፣ ውዕል ምህናጽ መንገዲ ባቡር ሰሪዛ

Radio Erena: 24 January 2023 ኡጋንዳ፣ ካብ 2015 ኣትሒዛ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ ውዕል ምህናጽ ካብ ከተማ ካምፓላ ክሳብ ዶብ ኬንያ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ከምዝሰረዘት ተሓቢሩ። መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ነቲ ኣስታ [...]
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሱዳን በጺሑ

ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 24 January 2023 ብሓላፊ ሃገራዊት ድሕነትን ጸጥታን፣ ሃካን ፊዳን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ፣ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ምክያዱ ተሓቢሩ። እቲ ሓላፊ ስለያ ቱርኪ፣ ናብ ሱዳን ዝበ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ ስምምዕን ህሉው ኩነታትን ብዝምልከት ዘትዩ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ ስምምዕን ህሉው ኩነታትን ብዝምልከት ዘትዩ

Radio Erena: 24 January 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ ስምምዕን ህሉው ኩነታትን ዝገምገመ ዘተ ምክያዱ ተሓቢሩ። እቲ ዘተ ዝተኻየደ፣ ትማሊ ሰኑይ 23 ጥሪ፣ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝተጋብአ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ 30% ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 16 ሽሕ ወጻእተኛታት ኣሲራ

ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ 30% ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 16 ሽሕ ወጻእተኛታት ኣሲራ

Radio Erena: 23 January 2023 ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድን ሕጊ ዕዮን ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 16 ሽሕ ወጻእተኛታት ከምዝኣሰረት፣ ሳውዲ ጋዜጣ ሓቢራ። ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር፣ ካብ 12 ክሳብ 18 [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኣልሸባብ፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 23 January 2023 ኣልሸባብ፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ሞቛድሾ ኣብ ዘካያዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ዕጡቓት ናይቲ ጉጅለ፣ ብሰንበት 22 ጥሪ፣ ከባቢ [...]
‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ሰላም ንምውሓስ ወሳኒ’ዩ።’ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ

‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ሰላም ንምውሓስ ወሳኒ’ዩ።’ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ

Radio Erena: 23 January 2023 ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ሰላምን ተስፋን ንምውሓስ ወሳኒ ደረጃ ምዃኑ፣ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሓይልታት ባሕሪ ሩስያን ቻይናን ኣብ ክሊ ማያ ሓባራዊ ልምምድ ከካይዳ ምፍቃዳ ንሃገራት ምዕራብ ኣስጊኡ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሓይልታት ባሕሪ ሩስያን ቻይናን ኣብ ክሊ ማያ ሓባራዊ ልምምድ ከካይዳ ምፍቃዳ ንሃገራት ምዕራብ ኣስጊኡ

Radio Erena: 20 January 2023 ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሓይልታት ባሕሪ ሩስያን ቻይናን፣ ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ዝርከብ ክሊ ማያ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ፈቒዳ። እታ ሃገር፣ ኣብቲ ካብ 17 ክሳብ 27 [...]
ርዋንዳ፣ ፕረዚደንት ካጋመ፣ ንወዱ ሓደ ካብ ናይ ቀረባ ዓጀብቱ ክኸውን መዚዝዎ

ርዋንዳ፣ ፕረዚደንት ካጋመ፣ ንወዱ ሓደ ካብ ናይ ቀረባ ዓጀብቱ ክኸውን መዚዝዎ

Radio Erena: 20 January 2023 ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ፓል ካጋመ፣ ኢያን ካጋመ ንዝተባህለ ወዱ፣ ሓደ ካብ ናይ ቀረባ ዓጀብቱ ክኸውን ከምዝመዘዞ ተሓቢሩ። ናይ ምክትል ተለንቲ ማዕረግ ዘለዎ ኢያን፣ ኣብ ሓለዋ ፕ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 2023 ካብ ደርቂ ክገላገል ከምዘይኮነ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 2023 ካብ ደርቂ ክገላገል ከምዘይኮነ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 20 January 2023 ኣብዚ ዝሓለፈ 40 ዓመታት፣ እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ ዝተነግረሉ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልዎ ዘሎ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ጀሚርናዮ ዘሎና ዓመተ 2023'ውን ከምዘለዎ ክቕጽል ምዃኑ ሕቡራት [...]
‘ኬንያ፣ ኣንጻር ዘራእቲ ዝወረራ ሚልዮናት ጨራሩ ኵናት ኣዊጃ።’  ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ

‘ኬንያ፣ ኣንጻር ዘራእቲ ዝወረራ ሚልዮናት ጨራሩ ኵናት ኣዊጃ።’ ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ

Radio Erena: 18 January 2023 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንዝበቖለ ዘራእቲ ወሪረን ከምዘለዋ ዝተገልጻ ልዕሊ 6 ሚልዮን ጨራሩ ንምጥፋእ ኵናት ኣዊጃ ክብሉ ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ ወቒሶም። [...]
1 111 112 113 114 115 245 1130 / 2450