Author: amanuel

1 109 110 111 112 113 243 1110 / 2422
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 2023 ካብ ደርቂ ክገላገል ከምዘይኮነ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 2023 ካብ ደርቂ ክገላገል ከምዘይኮነ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 20 January 2023 ኣብዚ ዝሓለፈ 40 ዓመታት፣ እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ ዝተነግረሉ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልዎ ዘሎ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ጀሚርናዮ ዘሎና ዓመተ 2023'ውን ከምዘለዎ ክቕጽል ምዃኑ ሕቡራት [...]
‘ኬንያ፣ ኣንጻር ዘራእቲ ዝወረራ ሚልዮናት ጨራሩ ኵናት ኣዊጃ።’  ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ

‘ኬንያ፣ ኣንጻር ዘራእቲ ዝወረራ ሚልዮናት ጨራሩ ኵናት ኣዊጃ።’ ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ

Radio Erena: 18 January 2023 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንዝበቖለ ዘራእቲ ወሪረን ከምዘለዋ ዝተገልጻ ልዕሊ 6 ሚልዮን ጨራሩ ንምጥፋእ ኵናት ኣዊጃ ክብሉ ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ ወቒሶም። [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ መዓስከር ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሶማል ተቐቲሎም

ኣልሸባብ፣ ኣብ መዓስከር ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሶማል ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 January 2023 ኣልሸባብ፣ ኣብ ሰሜናዊ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሶማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ። ኣብቲ 'ሓዋድለይ' ዝተባህለ፣ ካብ ሞቛድሾ ኣስታት 60 [...]
ኤርትራዊት ኣትሌት ናጽነት ኣማኑኤል፣ ብሰንኪ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ካብ ውድድራት ምእጋዳ ተሓቢሩ

ኤርትራዊት ኣትሌት ናጽነት ኣማኑኤል፣ ብሰንኪ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ካብ ውድድራት ምእጋዳ ተሓቢሩ

Radio Erena: 18 January 2023 ኣሃዱ ቅንዕና ኣትለቲክስ፡ ንኤርትራዊት ኣትሌት ናጽናት ኣማኑኤል፡ ንግዚኡ ኣብ ዝኾነ ይኹን ቅድድም ንኸይትወዳደር ከም ዝኣገዳ፡ ብ13 ጥሪ፣ ኣብ ናይ ትዊተር ማህደሩ ኣብ ዝዘርግሖ [...]
Ethiopia Ask China to Cancel Part of Its Debt

Ethiopia Ask China to Cancel Part of Its Debt

  Radio Erena News: 16 January 2023 Ethiopia had asked China to cancel part of its due debt. The total Ethiopian debt to countries and [...]
اثيوبيا تطلب من الصين الغاء جزء من دينها البالغ 14 مليار دولار

اثيوبيا تطلب من الصين الغاء جزء من دينها البالغ 14 مليار دولار

إذاعة ارينا الدولية: الاخبار 16 يناير 2023 أشار موقع بيزنس انفو المهتم بالشئون الاقتصادية بأن اثيوبيا طلبت من الصين الغاء جزء من دينها البالغ 14 [...]
ሱዳን፣ ፖለቲከኛታት ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ

ሱዳን፣ ፖለቲከኛታት ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 16 January 2023 ፖለቲከኛታት ሱዳን፣ ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ። ጀነራል [...]
ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሶማሊላንድ በጺሑ

ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሶማሊላንድ በጺሑ

Radio Erena: 16 January 2023 ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ምብጻሕ ከምዘካየደ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ሶማል ሓቢሩ። እቲ ሓይሊ ዕማም፣ ብ13 ጥ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘለ ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘለ ሓቲታ

Radio Erena: 16 January 2023 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ካብ ቻይና ካብ ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘላ ምሕታታ ቢዝነስ ኢንፎ ኣቃሊሑ። እታ ሃገር ዕዳ ክስረዘላ ዝሓተተ፣ ብሓድሽ ሚ [...]
ዕጡቓት ኦሮሞ ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት ልዕሊ 450 እሱራት ኣፍቲሖም

ዕጡቓት ኦሮሞ ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት ልዕሊ 450 እሱራት ኣፍቲሖም

Radio Erena: 16 January 2023 ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣብ እትርከብ፣ ከተማ ከቡሌ ሆራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣማኢት እሱራት ከምዘፍትሐ መርበባት ዜና ናይቲ ክልል ሓቢረን [...]
1 109 110 111 112 113 243 1110 / 2422