Author: amanuel

1 110 111 112 113 114 245 1120 / 2448
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፣ ናብ ቦትስዋና ንምብጻሕ ዝነበሮ መደብ ብምስራዝ፣ ብሃንደበት ናብ ኤርትራ ከምዘምርሐ ተሓቢሩ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፣ ናብ ቦትስዋና ንምብጻሕ ዝነበሮ መደብ ብምስራዝ፣ ብሃንደበት ናብ ኤርትራ ከምዘምርሐ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 January 2023 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ፣ ናብ ኤርትራ ዘላገሰ፣ ናብ ቦትስዋና ንምብጻሕ ዝነበሮ መደብ ምስ ተሰረዘ ምዃኑ ተሓቢሩ። ናይ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደቱ ብደቡብ ኣፍሪ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ዓድታት፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን  ግጭታ ይካየድ ኣሎ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ዓድታት፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 27 January 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዓድታት ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኦሮሞን ኣምሓራን ግጭታት ይካየድ ከምዘሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። ኣሶሽተድ ፕረስ ብዘቕረቦ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም

ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም

Radio Erena: 27 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ፣ ራድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም። ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከምዝወጸ፣ ብደረቐን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ዕድመ ቀሪቡሉ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ዕድመ ቀሪቡሉ

Radio Erena: 26 January 2023 ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሓምለ 2023 ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ወግዓዊ ዕድመ ቀሪብሉ። ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብቲ ዋ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 26 January 2023 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ምህላዉ፣ ኣገልግሎት ዜና ሱና ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብሓሙስ 26 ጥሪ ናብ ካርቱም ድሕሪ [...]
ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዳግም ከተሕትም’ያ

ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዳግም ከተሕትም’ያ

Radio Erena: 25 January 2023 ምስ ምውዳቕ ስርዓት ሲያድ ባረ ኣብ 1991፣ ቀስ እናበለ ካብ ዕዳጋ ዝተኣልየ ባጤራ ሶማል፣ ዳግም ንምጅማሩ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ። ምክትል ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሶማል ምስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ተገዲደን

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ተገዲደን

Radio Erena: 25 January 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብሰንኪ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ከምዝተገደዳ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ጠንቂ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ሽያጥ ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ 45 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ክትረክብ’ያ

ኤርትራ፣ ካብ ሽያጥ ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ 45 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ክትረክብ’ያ

Radio Erena: 25 January 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዳህሳስን ኩዕታን ፓታሽ ዘካይድ ዘሎ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ናይቲ ናይ ዕደና ፕሮጀክት፣ ኣብ ምህናጽ ጽርግያን ድልድላትን ንዝነጥፍ፣ ሲሽዋን ዝተባህለ [...]
ኡጋንዳ፣ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ፣ ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር፣ ውዕል ምህናጽ መንገዲ ባቡር ሰሪዛ

ኡጋንዳ፣ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ፣ ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር፣ ውዕል ምህናጽ መንገዲ ባቡር ሰሪዛ

Radio Erena: 24 January 2023 ኡጋንዳ፣ ካብ 2015 ኣትሒዛ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ ውዕል ምህናጽ ካብ ከተማ ካምፓላ ክሳብ ዶብ ኬንያ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ከምዝሰረዘት ተሓቢሩ። መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ነቲ ኣስታ [...]
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሱዳን በጺሑ

ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 24 January 2023 ብሓላፊ ሃገራዊት ድሕነትን ጸጥታን፣ ሃካን ፊዳን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ፣ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ምክያዱ ተሓቢሩ። እቲ ሓላፊ ስለያ ቱርኪ፣ ናብ ሱዳን ዝበ [...]
1 110 111 112 113 114 245 1120 / 2448