1 978 979 980 981 982 997 9800 / 9961

ኤርትራ 26 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር ዓዲጋ

ቤላሩስ ካብ 2004 ክሳብ 2011 ኣብ ዝነበረ ግዜ 26 ሚልዮን ዶላር ዝዋግአ ኣጽዋር ንኤርትራ ከምዝሸጠትላ ተሓቢሩ።    ማዕከን ዜና ኒውስ ኣዝ ብዝዕባ መሸጣ ኣጽዋር ቤላሩስ ኣመልኪቱ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኤርትራ 26 ሚልዮን ዶላር ዝ [...]

ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ ፍርያታ ተጓዲሉ

ኣብ ባጽዕ ተደኵና እትርከብ ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ እኹል ሰሜንቶ ተፍሪ ከምዘየላ ተሓቢሩ።    እታ መዓልታዊ ኣስታት 10 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ከተፍሪ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዝተነግረላ ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ [...]

መ.ኤርትራ ብሕቡእ ዘሕተሞ ባጤራ ናቕፋ ናብ ዕዳጋ ይዝርግሕ

    መንግስቲ ኤርትራ ብሕቡእ ዘሕተሞ ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ሚልዮን ዝግመት ተወሳኺ ባጤራ ናቕፋ ናብ ዕዳጋ ይዝርግሕ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣቃሊዖም።     ባጤራ ናቕፋ ናይ ኣስታት ዕጽፊ ዝቕባበ ኣጋጥምዎ ምስ ምህላዉ፣ ምስ ናይ [...]

ዚምባብዌ ኣብ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክትዋሳእ ጻውዒት ቀሪቡ

ተንቀሳቓሲ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዚምባብዌ ኮይኑ ዝተመዘዘ ኣቶ ሳልሕ ዑመር ዓብዱ፣ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ኣብቲ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዶብ ኢዱ ከእቱ ጸዊዑ ክትብል ጋዜጣ ዘ ሄራልድ ሓቢራ።     ኣምባሳደር [...]

መ.ኤርትራ ምእሳር ኣመንቲ ይቕጽሎ’ሎ

መንግስቲ ኤርትራ ኣመንቲ ዝተፈላለዩ እምነታት ምቕያድ ይቕጽሎ ምህላዉ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰል እምነት ደቂ ሰብ ኣተሓሳሲቦም።ዎርዚ ኒውስ ንኦፐን ዶርስ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣስታት 85 ኣመንቲ ጴንጠቆስጣል [...]

ስዊዘርላንድ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ለውጢ ተታኣታቱ

ስዊዘርላንድ ኣብ ጉዳይ ምሕታት ፖለቲካዊ ዑቕባ ብዝምልከት ዘተኣታተወቶ ለውጢ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብኣሉታ ክጸልዎም ከምዝኽእል ሬድዮ ስዊዘርላንድ ኣመልኪታ።     ስዊዘርላንድ ኣቐዲማ፣ ናይ ግዜ ገደብ ዘየብሉ ግዱድ ዕስክርና ብም [...]

ኣብ ኤርትራዊ እንዳ ሓዘን

        ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ እዩ።ነዊሕ ኣይገበረን ፡ ገለ ቀረብተይ ማለት ኣብ ስደት ከኣ መናብርተይ ፡ "ሓንቲ ኤርትራዊት ሓብተና ሓዋ ተጎዲእዋ ኣሎ እሞ፡  ኣራኽቦ እንተ ረኸብካስ ቅልቅል ደኣ በል ።" ምስ በሉኒ እየ ናብታ [...]

ሸሞንተ መጋቢት ዓለም ለኻዊ ደቀንስትዮ

         ኣብቲ ንመሰል ርእሰ ውሳኔን ናጽነትን እንቃለሰሉ ዝነበርና እዋን ሸሞንተ መጋቢት፡ ዕለተ ዝኽሪ እተን ድርብ ወጽዓን ጭኮናን ዝነበረንን ዘለወንን ደቀንስትዮ ዓለምናን ሃገርናን ስለዝኾነት ካብተን ብዓቢ ክብሪ እነብዕለን ዝነበር [...]

መ. ኡጋንዳ ዝነጸጎ ኤርትራዊ፣ ናብ ኤርትራ ናይ ምጥራዝ ሓደጋ የንጸላልዎ

መንግስቲ እስራኤል ብድሌቱ ናብ ኡጋንዳ ክምለስ ወሲኑ ምብባል ናብ ካምፓላ ዘብጽሖ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ መንግስቲ ኡጋንዳ ክቕበሎ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ ናብ ኤርትራ ንምጥራዙ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ግብጺ ተታሒዙ ምህላዉ ተሓቢሩ።     እዚ [...]

ኢትዮጵያ ንመግለጺ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ነጺጋቶ

ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ብዝምልከት ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዋህበ መግለጺ፣ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ።     እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ፣ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ ናይ ኢትዮጵያ፣ ነታ [...]
1 978 979 980 981 982 997 9800 / 9961