1 777 778 779 780 781 996 7790 / 9959
ፕረዚደንት ኢጣልያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይፍጽም

ፕረዚደንት ኢጣልያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይፍጽም

Radio Erena: 15 March 2016 ፕረዚደንት ኢጣልያ ሰርጂዮ ማታሬላ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብቲ ካብ 13 ክሳብ 17 መጋቢት ኣብ ኢትዮጵያ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ ብዘይካ'ቲ ምስ [...]
ኣብ የመን፣ ኣብ ደብዳብ ተዋፊራ ዝነበረት ነፋሪት ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ተሰዊራ

ኣብ የመን፣ ኣብ ደብዳብ ተዋፊራ ዝነበረት ነፋሪት ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ተሰዊራ

Radio Erena: 15 March 2016 ኣብ የመን ደብዳብ እተካይድ ዝነበረት ነፋሪት ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ተሰዊራ። ላዕለዋይ ወትሃደራዊ እዚ እታ ሃገር ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ እታ ነፋሪት ንወትሃደራዊ ተልእኾ ድሕሪ ምብራራ [...]
ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዶላር ርእሰ-ማል ይውንኑ

ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዶላር ርእሰ-ማል ይውንኑ

Radio Erena: 14 March 2016 ብዝሒ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ይውስኽ ምህላዉ በዓል መዚ ወፍሪ ኡጋንዳ ኣፍሊጡ። ኡጋንዳ ንወጻእተኛታት ኣውፈርቲ ዘተባብዕ ባይታ ስለዘለዋ፣ ከም ኤርትራውያን ዝኣ [...]
“ጾታዊ ዓመጽ የብቅዕ! ሓቀኛ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣይሃርምን!” ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል

“ጾታዊ ዓመጽ የብቅዕ! ሓቀኛ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣይሃርምን!” ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል

Radio Erena: 14 March 2016 ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እስራኤል፡ ንሸሞንተ መጋቢት ብክብ ዝበለ ድምቀት ከምዝጸንበልኦ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገርሓቢሩ። እተን ብማእከል ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተል ኣቪቭ ዝፍለጣ [...]
ነርወይ፣ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ትዘራረብ

ነርወይ፣ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ትዘራረብ

Radio Erena: 14 March 2016 ከም መቐጸልታ ናይቲ ሃገራት ኤውሮጳ ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ዘካይድኦ ዘለዋ ርክባት፣ ወኪል መንግስቲ ነርወይ'ውን ብ8 መጋቢት [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ከየተባብዕ መተሓሳሰቢ ቀሪቢ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ከየተባብዕ መተሓሳሰቢ ቀሪቢ

Radio Erena: 11 March 2016 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ 200 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ዘተባብዕ ከይከውን ሰልፊ ህዝቢ ኤውሮጳ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ ዝበዝሑ ኣባላት [...]
ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ይሃድኑ

ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ይሃድኑ

Radio Erena: 11 March 2016 ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቃድ ዘይብሎም ስደተኛታት ንምህዳን ብዘካየዶ ስርሒት ፣ ኣብ ከተማ ናይሮቢ114 ቀይዱ። እቶም ሩራካ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ገዛውቲ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ስደተኛታት [...]
ብስዑዲ ዓረብ ተወዲቡ ክካየድ ዝጸንሐ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ተዛዚሙ

ብስዑዲ ዓረብ ተወዲቡ ክካየድ ዝጸንሐ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ተዛዚሙ

Radio Erena: 11 March 2016 ብስዑዲ ዓረብ ዝተወደበ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ትማሊ ሓሙስ 10 መጋቢት ተዛዚሙ። እዚ ኣባላት ናይቲ ብስዑድ ዓረብ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዝኾና ሃገራት ኣስ [...]
ግብጺ ምስ ሱዳን ኣብ ዶብ ሱዳን 42 ኤርትራውን ስደተኛታት ከምዝቐየደት ተገሊጹ

ግብጺ ምስ ሱዳን ኣብ ዶብ ሱዳን 42 ኤርትራውን ስደተኛታት ከምዝቐየደት ተገሊጹ

Radio Erena: 10 March 2016 ሓይልታት ጸጥታ ግብጺ፣ ዜጋታት ኤርትራ'ዮም ዝበልዎም 42 ስደተኛታት ምስ ሱዳን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ከምዝሓዙ ምንጭታት ኤረና ካብ ሱዳን ሓቢሮም። እቶም ኣብ ደቡባዊ ክፋል ግብጺ፣ ብኣሰጋገርቲ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ሓባራዊ ኣሃዱ ምክትታል ዶባት ንምቋም ይሰማምዓ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ሓባራዊ ኣሃዱ ምክትታል ዶባት ንምቋም ይሰማምዓ

Radio Erena: 10 March 2016 መንግስታት ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባቶም ንዝርአ ጸጥታዊ ጉዳያት ብሓባር ንምፍታሕ ተወሳኺ መብጽዓታት ይኣትዉ። ሚኒስተራት ምክልኻል ክልቲኤን ሃገራት ብሰኑይ 7 ለካቲት ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድ [...]
1 777 778 779 780 781 996 7790 / 9959