1 629 630 631 632 633 994 6310 / 9932
ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሑቲ፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ የመን ኢዱ ሂቡ

ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሑቲ፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ የመን ኢዱ ሂቡ

Radio Erena: 07 January 2018 ሓደ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ዕጡቕ ሓይሊ ሑቲ ምስ ሓምሳ ኣባላቱ፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ የመን ኢዱ ከምዝሃበ፣ ማዕከን ሓበሬታ ኣል ዓረቢያ ኣፍሊጡ። እቲ ብቀዳም 6 ጥሪ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ [...]
ውሽጣዊ ምትፍናን ኤርትራን ሱዳንን ይብእስ ከምዘሎ ተገሊጹ

ውሽጣዊ ምትፍናን ኤርትራን ሱዳንን ይብእስ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 05 January 2018 ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ኣጽዋርን ክኢላታትን ኣዋፊራ ኣላ ዝብል ዜና ኣብ ዝጋዋሓሉ ዘሎ እዋን፣ ሱዳን ሓይልታት ጸጥታኣ ናብ ከባቢ ከሰላ ተዋፍር ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም [...]
ኡጋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተመት ገሊጻ

ኡጋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተመት ገሊጻ

Radio Erena: 05 January 2018 ኡጋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተመት ገሊጻ። ሚኒስተር ዴታ ኣህጉራዊ ዝምድናታት ኡጋንዳ ሄንሪ ኦርየም ኦኬሎ [...]
ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓሎ ዝርከቡ ወነንቲ ጀራዲን ሸውዓተ ዓድታት፣ ጀራዲኖም ንመንግስቲ ከረክቡ ይእዘዙ

ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓሎ ዝርከቡ ወነንቲ ጀራዲን ሸውዓተ ዓድታት፣ ጀራዲኖም ንመንግስቲ ከረክቡ ይእዘዙ

Radio Erena: 04 January 2018 ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓሎ ዝርከቡ ወነንቲ ጀራዲን ሸውዓተ ዓድታት፣ ጀራዲኖም ንመንግስቲ ከረክቡ ከምዝተኣዘዙ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ወነንቲ፣ ንሓያሎ ዓመታት ከካይድዎ ዝጸንሑ ጀራዲን [...]
ኣብ ዩጋንዳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዘለዎም ተሓቢሩ

ኣብ ዩጋንዳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዘለዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 January 2018 ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ኤርትራውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ክሳብ መወዳእታ 2016 ኣብ ዝነበረ ግዜ ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዘለዎም በዓል መዚ ወፍሪ ኡጋንዳ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስታዊ ትካ [...]
ቀ.ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ምዃኖም  ገሊጹ

ቀ.ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ምዃኖም ገሊጹ

Radio Erena: 04 January 2018 ኢትዮጵያ፣ ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክትፈትሕ ምዃና ንመግለጺ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢራ። ብመሰረት መግለጺ ቢቢሲ፣ ኢትዮጵያ ነቲ ሓደ ካብቲ [...]
ከሰላ፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተታሒዞም ዝጸንሑ 95 ኤርትራውያን ናጻ ወጺኦም

ከሰላ፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተታሒዞም ዝጸንሑ 95 ኤርትራውያን ናጻ ወጺኦም

Radio Erena: 03 January 2018 ኣብ ከሰላ፣ ከባቢ ጊርባ፣ ብኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተታሒዞም ዝጸንሑ 95 ኤርትራውያን ናጻ ከምዝወጹ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቶም ኣብ ምብራቕ ሱዳን ተታሒዞም ዝጸንሑ ኤርትራውያን፣ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ዞባ ወሽመጥን ዘትየን

ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ዞባ ወሽመጥን ዘትየን

Radio Erena: 03 January 2018 ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ዞባ ወሽመጥን ከምዝዘተያ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። ብምክትል ሚኒስተር ምክልኻል መሓመድ ቢን ዓብዱላህ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡ [...]
ካብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ጅቡቲ ዝተዘርግሐ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ኣገልግሎት ጀሚሩ

ካብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ጅቡቲ ዝተዘርግሐ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ኣገልግሎት ጀሚሩ

Radio Erena: 03 January 2018 ካብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ጅቡቲ ዝተዘርግሐ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት ከምዝጀመረ ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቲ 756 ኪሎሜተር ዝሽፍን ናይ መጓዓዝያ ባቡር ብክልተ ኩባንያታት ቻይና [...]

قوات الشرطة السودانية تحرر 95 رهينة ارترية من أيدي عصابات الاتجار بالبشر

اذاعة ارينا: الاخبار 2 يناير 2018 ذكر موقع صحيفة صدى الالكترونية بأن الشرطة في ولاية كسلا حررت 95 رهينة كانت احدى عصابات تهريب البشر تحتجزهم في غابة ش [...]
1 629 630 631 632 633 994 6310 / 9932