1 628 629 630 631 632 996 6300 / 9960
ሓያሎ ሰበስልጣን ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምስግጋር ደቂሰብ ምውፋር ገና ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ተገሊጹ

ሓያሎ ሰበስልጣን ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምስግጋር ደቂሰብ ምውፋር ገና ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 21 January 2018 ሓያሎ ሰበስልጣን ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምስግጋር ደቂሰብ ምውፋር ገና ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ዝነጥፉ ሱዳናውያን ማሕበራት ኣብ ዝገበሩዎ መጽናዕቲ [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተሓቢሩ

ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 January 2018 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ 50 ኪሎሜተር ካብ ወደባዊት ከተማ ኪስማዮ ዝተኻየደ ናይ ኣየር መጥቃዕ [...]
ጀርመን፣ ኣብ የመን ኲናት ንዘካዪዱ ዘለዉ  ወገናት ትሸጦ ዝነበረት ኣጽዋር ደው ከምዘበለቶ ገሊጻ

ጀርመን፣ ኣብ የመን ኲናት ንዘካዪዱ ዘለዉ ወገናት ትሸጦ ዝነበረት ኣጽዋር ደው ከምዘበለቶ ገሊጻ

Radio Erena: 21 January 2018 ጀርመን፣ ኣብ የመን ኲናት ንዘካዪዱ ዘለዉ ኩሎም ወገናት ትሸጦ ዝነበረት ኣጽዋር ደው ከምዘበለቶ ገሊጻ። ወሃብ ቃል ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ብዓርቢ 19 ጥሪ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ጀርመን [...]
ብሪጣንያን ፈረንሳን፣ ብዶባተን ዝካየድ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ተወሳኺ ውዕላት ኣጽዲቐን

ብሪጣንያን ፈረንሳን፣ ብዶባተን ዝካየድ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ተወሳኺ ውዕላት ኣጽዲቐን

Radio Erena: 19 January 2018 ካብ ፈረንሳ ብመንገዲ ካሌ ናብ ብሪጣንያ ንዝሰግሩ ስደተኛታት ንምግታእ፣ መንግስታት እዘን ክልተ ሃገራት ተወሳኺ ስምምዕ ከምዘጽደቑ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ናብቲ ዜጋታ [...]
ሆላንድ፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ካብ ሃገራ ክወጽእ ኣዚዛ

ሆላንድ፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ካብ ሃገራ ክወጽእ ኣዚዛ

Radio Erena: 18 January 2018 መንግስቲ ሆላንድ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ፣ ኣቶ ተኸስተ ገብረመድህን ዘሙይ ካብ ሃገሩ ክወጽእ ኣዚዙ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ሆላንድ ዛይልስትራ ዝተዋህበ ነቲ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ መራሒ ተቓዋሚ ዝርከቦም ሓያሎ ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ

ኢትዮጵያ፣ መራሒ ተቓዋሚ ዝርከቦም ሓያሎ ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ

Radio Erena: 18 January 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ መራሕቲ ተቓዋሚ ሰልፊ ኦሮሞ ዶክተር መራራ ጎዲና ዝርከቦም ሓያሎ ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሑ። እቲ መንግስቲ፣ ፖለቲካውያን ሓይልታት እታ ሃገር ናብ መኣዲ ዘተ ንምዕዳም፣ [...]
ኤርትራ፣ ቁጠባዊ ሓርነት ምስ ዘይብለን ቀዳሞት ሓሙሽተ ሃገራት ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ቁጠባዊ ሓርነት ምስ ዘይብለን ቀዳሞት ሓሙሽተ ሃገራት ተሰሪዓ

Radio Erena: 18 January 2018 ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ቁጠባዊ ሓርነት ዘይብለን ተባሂለን ኣብ ድሕሪት ሰፊረን ከምዘለዋ ኣህጉራዊ ጸብጻብ ቁጠባ (Index of Economic Freedom 2017) ኣፍሊጡ። እቲ ት [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ሃገራዊ ባንክ የመን 2 ቢልዮን ዶላር ከተሰጋግር’ያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ሃገራዊ ባንክ የመን 2 ቢልዮን ዶላር ከተሰጋግር’ያ

Radio Erena: 18 January 2018 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገራዊ ባንክ የመን 2 ቢልዮን ዶላር ከተጋገር ምዃና ኣፍሊጣ። ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ ብሮቡዕ 17 ጥሪ ኣብ ዘመሓላለፎ ትእዝዛ፣ እቲ ንሕውየት ቁጠባ የመን [...]
ሱዳን፣ ናብ ኤርትራ ክሰግር ዝተታሕዘ መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ትህግር

ሱዳን፣ ናብ ኤርትራ ክሰግር ዝተታሕዘ መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ትህግር

Radio Erena: 17 January 2018 ፖሊስ ሱዳን ናብ ኤርትራ ንምስጋር ዝተታሕዘ'ዩ ዝበልዎ ሃለኽቲ ነገራት ከምዝሃገሩ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ሓቢራ። እዚ ተሃጊሩ ዘሎ ሃለኽቲ ነገራት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝተዳለወ ም [...]
ግብጺ ምስ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ኵናት ከምዘይትኣቱ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

ግብጺ ምስ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ኵናት ከምዘይትኣቱ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

Radio Erena: 17 January 2018 ግብጺ ምስ ሱዳንን ኢትቶጵያን ኵናት ከምዘይተካይድ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብሰኑይ 15 ጥሪ ብቴሌቪዥን ሃገሩ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣፍሊጡ። ንሱ፣ ግብጺ ምስዘን ሃገራት ኣብ ኵና [...]
1 628 629 630 631 632 996 6300 / 9960