1 599 600 601 602 603 996 6010 / 9960
ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ናይ ፋይናንስያዊ ዕዳ ሓደጋ የንጸላልወን

ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ናይ ፋይናንስያዊ ዕዳ ሓደጋ የንጸላልወን

Radio Erena: 13 May 2018 ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ናይ ፋይናንስያዊ ዕዳ ሓደጋ የንጸላልወን ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ማለት ኣይ.ኤም.ኤፍ. ኣብ ናይ 2018 ጸብጻቡ ኣስፊሩዎ ብዘሎ [...]
ባ.ጸጥታ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጸኒዑ ንዘሎ ማዕቀብ ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

ባ.ጸጥታ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጸኒዑ ንዘሎ ማዕቀብ ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

Radio Erena: 13 May 2018 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ጸኒዑ ንዘሎ ማዕቀብ ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ብምሉእ ድምጺ ኣጽዲቑ። ባይቶ ጸጥታ ብሰሉስ ሸሞንተ ግንቦት ኣብ ዝገበሮ ዋዕላ፣ ‘ንሰላም ኣስጋእቲ’ ዝበ [...]
ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ የመናውያን ናይ ሞት ፍርዲ በዪኖም

ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ የመናውያን ናይ ሞት ፍርዲ በዪኖም

Radio Erena: 13 May 2018 ዕጡቓት ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ የመናውያን ናይ ሞት ፍርዲ ከምዝበየኑ ኣጃንስ ፍራን ፕረስ ንማዕከን ዜና ሳባ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ክልተ ካብቶም ንሞት ዝተፈርዱ የመናውያን፣ ናይ ስ [...]
ጀርመን፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ን35 ሽሕ ኤርትራውያን ዑቕባ ሂባ

ጀርመን፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ን35 ሽሕ ኤርትራውያን ዑቕባ ሂባ

Radio Erena: 11 May 2018 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ጀርመን ንኣስታት 35 ሽሕ ኤርትራውያን ዑቕባ ከምዝሃበት ማዕከን ዜና እታ ሃገር ዶቸ ቬለ ሓቢሩ። ኣብ ጀርመን ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቅድሚት ከምዝስራዕ ዝሓበረ እ [...]
መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ጉዳይ’ቶም መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ምስ ሕ/ሃ ደጊሙ ይዘራረብ

መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ጉዳይ’ቶም መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ምስ ሕ/ሃ ደጊሙ ይዘራረብ

Radio Erena: 11 May 2018 እስራኤል ንጉዳይ'ቶም መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ምስ ሕቡራት ሃገራት ደጊማ ትዘራረበሉ ከምዘላ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣርየ ደሪ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ማዕከን ዜና ዋይ ኔት [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሰለስተ መደበራት መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክትሃንጽ’ያ

ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሰለስተ መደበራት መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 10 May 2018 ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሰለስተ መደበራት መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክትሃንጽ ምዃና ተገሊጹ። እቲ 7 ሚልዮን ዶላር ተገሚቱ ዘሎ ምህናጽ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪ ኣብ ኤርትራ፣ ትማሊ ሮቡዕ 9 ግንቦት [...]
እስራኤል፣ ኣብ ትሽዓተ ዓመታት ን52 ስደተኛታት ጥራይ ዑቕባ ሂባ

እስራኤል፣ ኣብ ትሽዓተ ዓመታት ን52 ስደተኛታት ጥራይ ዑቕባ ሂባ

Radio Erena: 10 May 2018 እስራኤል፣ ኣብ ትሽዓተ ዓመታት ን52 ስደተኛታት ጥራይ ዑቕባ ከምዝሃበት ዮሴፍ ሻፒራ ንዝተባህለ በዓል ስልጣን ፊናንስ እታ ሃገር ብምውካስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። ካብ 2009 ኣትሒዙ 55,433 [...]
ግብጽን ኡጋንዳን ኣብ ጸሓያዊ ጸዓትን ካልእ ምትሕግጋዝን ስምምዕ ይኽትማ

ግብጽን ኡጋንዳን ኣብ ጸሓያዊ ጸዓትን ካልእ ምትሕግጋዝን ስምምዕ ይኽትማ

Radio Erena: 10 May 2018 ግብጺ ንኡጋንዳ፣ 4 ሚገዋት ዘመንጩ ጸሓያዊ ጸዓት ንክትሃንጸላ ስምምዕ ከምዝኸተማ ማዕከናት ዜና ኡጋንዳ ሓቢረን። እዚ ዝተሓበረ፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሰቬኒ፣ ኣብ ካይሮ ናይ ሰለስተ መዓልታት [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ ኣብ ኬንያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

ፕረዚደንት ጅቡቲ ኣብ ኬንያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 10 May 2018 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣብ ኬንያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንክልተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፈጸመ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ [...]

هئية الكهرباء الارترية تعجز عن تحصيل مستحقات الخدمة الشهرية

اذاعة ارينا: الاخبار الخميس 10 مايو 2018 تفيد مصادر إذاعة ارينا بأن هيئة الكهرباء الارترية المعروفة ب (سيداو) عجزت عن تحصيل رسوم خدمات الكهرباء الشهري [...]
1 599 600 601 602 603 996 6010 / 9960